Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 55 ሺሕ ሰባት ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም እንትስእኑ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ድማ ልዕሊ 1 ሚሊየንን 33 ሺሕን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና 55 ሺሕን 92 ሰባት ህይወቶም እንትስእኑ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ድማ 1 ሚሊየን 39 ሺሕን 166 ምብፅሑ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ እዚ ፀብፃብ…

ትራንስ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናውቲ ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋር ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንስ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናውቲ ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋርን ምምሕዳር ከተማ መቐለን ኣበርኪታ። እታ ትካል፥ 20 ሽሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ንምምሕዳር ከተማ መቐለ፤ 6 ሽሕ ማስክን 2 ሚእቲ ሊትሮ ኣልኮልን ድማ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ቫይረስ ኮሮና ብዝምልከት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኢን ማሪ ኤሪክሰን ሶሪድ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው፥ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ትገብሮ ዘላ ምንቅስቓስ…

ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዝለዓለ ትኹረት ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ሕማም ቫይረስ ኮረና ዓለምለኻዊ ተላባዲ ሕማም እዩ” ኢሉ ካብ ዝእውጅ ጀሚሩ ዝለዓለ ትኹረት ብመሃብ ኩሉመዳይ ናይ ምክልኻል ስራሕቲ እናሰርሐ ምዃኑ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ። ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን እቲ…

ማሕበር ኣክሲዮን ትካል ልቓሕን ዕቛርን ደደቢትን ተከዘ ስራሕቲ ኳዕቲ ዓሚቕ ማይ ኢንተርፕራይዝን ንምክልካል ቫይረስ ኮረና ዝውዕል ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትካል ልቓሕን ዕቛርን ደደቢትን ብር 10 ሚልዮን፤ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ኳዕቲ ዓሚቕ ማይ ተከዘ ድማ ብር ሓሙሽተ ሚልዮን ንምክልካል ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝውዕል ሓገዝ ገይሮም። ስራሕ መካየዲ ትካል ልቓሕን ዕቛርን ደደቢት ኣይተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሽዱሽተ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም 74 ሰባት እቶም ሽዱሽ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ተረጋጊፁ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 35 ምብፅሑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ…

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማልያ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ሕይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማልያ ኑር ሓሰን ሑሴን ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ለንደን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ሶማልያ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ሓዘን ኣዊጃ ኣላ ተባሂሉ። ወዲ 83 ዓመት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማልያ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሼል ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ቫይረሰ ኮሮና (ኮቪድ-19) ኣብ ኣፍሪካ ከስዕቦ ዝኽእል ጉድኣት ንምክልኻል ምስ ሕብረት ኣውሮፓ…

ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮረና ክልል ትግራይ ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንምፍታሕ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮረና ክልል ትግራይ 23 መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ውሳነ ቑፅሪ 005/2012 ካብ ዝተቐመጡ ረቛሕታት እንተነኣሰ ንሓዲኡ ዘማልኡ ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንኽፍትሑ ወሲኑ። ብመሰረት እቲ ውሳነ፥ ሓደ ተሃናፂ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ክልቲኦም መራሕቲ እቲ ቫይረስ ከስዕቦ ንዝኸእል…