Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ታክሲታት ካብ ዘለወን ናይ ምስፋር ዓቕሚ ብፍርቂ ንኽንክያ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ግልጋሎት ወሃብቲ ታክሲታት ምቅርራብ ሰባት ንምንካይ ብዝብል ካብ ዘለወን ናይ ምስፋር ዓቕሚ ብፍርቂ ነክየን ንኸሳፍራ ተወሲኑ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ተሳፈርቲ ዕፅፊ ንኽኸፍሉ ከምዝተወሰነ፥ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር…

ኣብ ግልጋሎት ወለንታ ንምውፋር ዝተመዝገቡ ሰብ ሞያታት ሕክምና ብቐጥታ ኢንተርኔት ስልጠና ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ለበዳ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ኣብ ግልጋሎት ወለንታ ክዋፈሩ ንዝደልዩ ሰብ ሞያታት ጥዕና ፃውዒት ምቕራቡ ይዝከር። እቲ ሚኒስቴር ዘቕረቦ ፃውዒት ስዒቡ ድማ ሰብ ሞያታት ጥዕና ብድሕረ ገፅ ተመዝጊቦም ኢዮም። ስለዝኾነ ድማ እቶም…

ቦሪስ ጆንሰን ናብ ሆስፒታል ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ተለኺፎም ንበይኖም ተፈሊዮም ክትትል እናገበሩ ዝፀንሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ትማሊ ለይቲ ናብ ሆስፒታል ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። እቶም ቀዳማይ ሚነስትር፥ ረስኒ ሓዊሱ ካልኦት ምልክታት ናይቲ ሕማም…

ጃክ ማ ንመከላኸሊ ኮቪድ-19 ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኻልኣይ ግዘ ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ልኢኾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ኩባኒያ ኣሊባባ ጃክ ማ ንመከላኸሊ ኮቪድ-19 ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኻልኣይ ግዘ ናብ ሃገራት ምልኣኾም ኣፍሊጦም። ፋውንዴሽን ጃክ ማ፥ ቅድሚ ሕዚ ሃገራ ኣፍሪካ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝገብረኦ ፃዕሪ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ኢትዮጵያውያን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ኢትዮጵያውያን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም…

ተወለድቲ ወረዳ ኢሮብ ነበርቲ ሃገረ እስራኤል ብር 1 ሚልየን ዝተገዝአት ኣምቡላንስ ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወለድቲ ወረዳ ኢሮብ ጣብያ እንዳልገዳ ዝኾኑ ነበርቲ ሃገረ እስራኤል ብር 1 ሚልየን ዝተገዝአት ኣምቡላንስ ሓገዝ ከም ዝገበሩ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ዞባ ምብራቕ ትግራይ ገሊፁ። እታ ኣምቡላንስ ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል…

ኣብ ገገዛና ብምዃን ፀሎት ንግበር-ንኡስ ግብረ ሓይሊ ትካላት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኡስ ግብረ ሓይሊ ትካላት ሃይማኖት ክልል ትግራይ ክሳብ ሕዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቡ። እቲ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ሸውዓተ ትካላት ሃይማኖት ዝሓቖፈ እንትኾን፥ ተኸተልቲ ሃይማኖቱ ብዛዕባ ቀዛፍነት እዚ ሕማምን…

ኣብ ረብሓ ከይውዕሉ እገዳ ዝተገበረሎም መናፅሂ ኢድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ መረጋገፂ ብቕዓት ዘይተውሃቦም ዝተፈላለዩ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ብዘይሕጋዊ መገዲ “መሐለዊ ፅሬት ኢድ ኢዩ” ብምባል ኣብ ዕዳጋ ዘቕርብዎም ፅሬድ ኢድ ዝሕለወሎም ፈሰስቲ(Hand sanitizers) ከይሽየጡ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎሳ ዝመርሕዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴረኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ብ“ቴሌፎን” ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ መራሕቲ ሩዋንዳ፣…

ካብ ወፃኢ ዓድታት ናብ ትግራይ ዝኣትዉ ሰባት ተመዝጊቦም ናይ ምምማይ ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ – ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዓድታት ናብ ትግራይ ዝኣትዉ ሰባት ተመዝጊቦም ናይ ምምማይ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎዲፋይ ከም ዝገለፅዎ፥ ብመሰረት ዝወፀ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣብ መላእ…