Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ኮቪድ-19 ምስ ዝተጣየሸ ንኡስ ኮሚቴ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ኮቪድ-19 ምስ ዝተጣየሸ ንኡስ ኮሚቴ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ ኣብ ቅድመ ድሉውነት ስራሕን ኣተገባብራን ምኽባር ሕጊን ድሕንነትን እቲ ንኡስ ኮሚቴ ብዝምልከት ገምጋም ኣካይዶም።…

ሚድያታት ትግራይ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣብ ዝጥሕሱ ኣካላት ብትኹረት ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድያታት ትግራይ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣብ ዝጥሕሱ ኣካላት ብትኹረት ክሰርሓ ከምዝግባእ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ዘፈር ኮሚንኬሽንን ሚድያን ገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይን ኣተሓባባሪት እቲ ንኡስ ግብረ ሓይሊን ወይዘሮ ሊያ…

ፈፃሚ ስራሕ ክልል ትግራይ ዘውፅኦ ድንጋገ ህፁፅ ኣዋጅ ጥሒሶም ዝተረኸቡ ሰባት ስጉምቲ ይውሰደሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዘውፅኦ ድንጋገ ህፁፅ ኣዋጅ ጥሒሶም ዝተረኸቡ ሰባት ስጉምቲ ከም ዝተወሰደሎም ቤት ፍርዲ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ጠቂሱ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ወረዳ ናዕዴር…

ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ስምምዕነት ሓገዝ ብር 965 ሚሊየን ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ስምምዕነት ሓገዝ ብር 965 ሚሊየን ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ተወካሊ ትካል ዓለም ለኸ ልምዓት እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ክርስቲያን ሮግን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይሕጋዊ ትሕዝቶታት መሬት እናፍረሰ ምዃኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ እዋናዊ ኩነታት ሽፋን ብምግባር ወረራ መሬት እናተራኣዩ ምዃኖም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብፍላይ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ወረራ መሬት ከምዝተርኣየ ገሊፁ። ምምሕዳር…

ኣብ ህንፀት ቐረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ ትኹረት ተዋሂቡ ይሰራሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሃፍቲ ማይ ክልል ትግራይ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎናጎኒ መኸተ ቫይረስ ኮረና ኣብ ህንፀት ቐረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ ትኹረት ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ገሊፁ፡፡ ዳይርክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ኣይተ ፍትዊ ግደይ፥ ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ቐረብ ፅሩይ…

ብኮቪድ-19 ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ብስፍሓት ምርመራ ንምክያድ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮቪድ-19 ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ብስፍሓት ምርመራ ንምክያድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ሰብ ሞያታት መራኸብቲ ሓፋሽ ንዝቐረቡለን ሕቶታት ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ኣቢለን መልሲ…

ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 44 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 164 ሰባት ሓንቲ ውልቀ ሰብ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተልኸፋ ተረጋጊፁ። ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ምርመራ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ሰባት እቶም 26 በቲ ቫይረስ ምስ ዝተለኸፉ…

ኣብ ክልል ደቡብ ልዕሊ 12 ሺሕ ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ተፈቲሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ መጋቢት 27፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ንልዕሊ 12 ሺሕ ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ምፍትሑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣይተ ሙሉሰው ዘውዴ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ብዘመሓላለፎ ውሳነ መሰረት…

ነባርነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾኑ ግዱሳት ሰብ ሃፍቲ፣ ንመከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን ብር 4 ሚልዮን ኣወፍዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኣርባዕተ ሰብ ሃፍቲ ተወለድቲ ትግራይ ንመከላከሊ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝውዕል ብር ኣርባዕተ ሚልዮን ሓገዝ ከም ዝገበሩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎዲፋይ ከም…