Fana: At a Speed of Life!

መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብዕሊ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብዕሊ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከል ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ስራሕ ናይቲ ቦርድ ብዕሊ እንተጅምሩ ከምዝበሉዎ፥ ኢቲ ቦረድ ምስ ህይወት ደቂ ሰባት ብሰፊሑ ዝተኣሳሰረ ስለዝኾነ ኣብ ዝኾነ…

ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይኖም ዘገልገሉ ኣይተ ተመስገን ዘውዴ ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ኮይኖም ዘገልገሉ ኣይተ ተመስገን ዘውዴ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣይተ ተመስገን፥ ብዘሓደሮም ሕማም ምኽንያት ክትትል ሕክምና እናገበሩ ፀኒሖም ሎሚ መዓልቲ ህይወቶም ከምዘሓለፈ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኣድሂቦም ምስ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ኣብ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ትካላት መኽበርቲ ሕጊ ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምዕጋት ኣብ ቀረባ እዋን ዘውፀኦ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብላዕለዋይነት ዝመርሕ ብቀዳማይ…

ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 74 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 74 እንትበፅሑ 14 ሰባት ድማ ካፍቲ ሕማም ከምዝሓወዩ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም 247 ውልቀ ሰባት እቶም ሰለስተ ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምክልኻል ቫይረስ ኮረና ዘገልግሉ ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምክልኻል ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዘገልግሉ 35 ሽሕ ሌትሮ ሳኒታይዘር፣ 30 ሽሕ ማስክ፣ 85 ሽሕ ጓንቲ ኢድ ሓካይምን 5 ሽሕ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና መልእኽቲ ዝሓዙ ብሮሸራትን ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ…

ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ደቡብ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ደቡብ ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ጀሚሩ። እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ መዓልቲ 96 ሰባት ከምዝምርምር ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ግልጋሎት…

ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትካል ግልጋሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ተርሚናል ወደብ ሞጆ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ። ተርሚናልን ወደብን ሞጆ መብዛሕትኦም ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉን ዝመፅኡን…

ሕዚ እውን ምርግጋፅ ድሕንነትን ህልውናን ህዝብና ናይ ኩሎም መደባትና እምነ-ኩርናዕ ምዃኑ ክስመረሉ ይግባእ -ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምርግጋፅ ድሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ናይ ኩሎም መደባት እምነ-ኩርናዕ ምዃኑ ክስመረሉ ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብሚካኤል ገሊፆም። ዶክተር ደብረፅዮን ገብሚካኤል ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌሰቡክ ገፆም ኣብ…

ህዝቢ ትግራይ ከም ሕሉፍ ታሪኽ ቫይረስ ኮረና ንምሽናፍ ዓቕሚ ይኹን ተሞክሮ ኣለዎ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንሰለስተ ወርሒ ዘውፀኦ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣመልኪቶም ትማሊ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ…

ቁፅሪ ካብ ቫይረስኮሮና ዝሓሾም ሰባት ልዕሊ 376 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ካብ ቫይረስኮሮና ዝሓሾም ሰባት ልዕሊ 376 ሺሕ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ብብርኪ ዓለም ክሳብ ሐዚ ኣስታት 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ቁፅሪ ምውታት ድማ ካብ 102 ሺሕን 800 በፂሑ ኣሎ።…