Fana: At a Speed of Life!

ብዳህሳስ ገዛ ንገዛ ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ትግራይ 33 ጥርጡራት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 5 ሚያዝያ ክሳብ ትማሊ 8 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ብዝተዛዘመ ዳህሳስ ገዛን ገዛ ቫይረስ ኮሮና 33 ጥርጡራት ከምዝተረኸቡ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ዳህሳስ፥ ብቐዳምነት ሕብረተሰብ ኣብቲ ሕማም ዘለዎ ግንዛበ እንታይ ከምዝመስል…

ስነ ስርዓት በዓል ዓርቢ ስቕለት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረት ኣቢያተ ክርስቲያናት ወንጌላውያንን…

በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ካብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ልምዲ ብምውሳድ ክኸውን ይግባእ – መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ካብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ልምዲ ብምውሳድ ክኸውን ከምዝግባእ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ። ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን እቲ ክልል በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መግለፂ ሰናይ ትምኒት፥ ለበዳ ሕማም…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዓማዊሉ ን3 ኣዋርሕ ዝፀንሕ እፎይታ እዋን መኽፈሊ ልቓሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ምኽኒያት ብምግባር ንዓማዊል መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ን3 ኣዋርሕ ዝፀንሕ እፎይታ እዋን መኽፈሊ ልቓሕ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ እቲ ባንኪ ክእክቦ ዝነበረ ኣስታት ልዕሊ ቢሊየን ብር ናብ ዝቕፅል እዋን…

ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ ሰርዓታት…

ትግርኛ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ንምብራቕ ኣፍሪካ ዘገልግል ካልኣይ ቻናል ኦ.ቢ.ኤን ብብርኪ ፈተነ ፈነውኡ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሮድካስቲንግ ኔትዎርክ ኦሮሞ(ኦ.ቢ.ኤን) ትግርኛ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ንምብራቕ ኣፍሪካ ዘገልግል ካልኣይ ቻናሉ ብብርኪ ፈተነ ፈነውኡ ጀሚሩ። እቲ ቻናል “OBN Horn Of Africa” ዝብል ስያመ ዘለዎ እንትኸውን፥ ዕላምኡ ድማ ሃገራት…

ቻይናውያን ሰብ ሞያ ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝተልኣኹ ቻይናውያን ሰብ ሞያ ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ  ኣትዮም። እቲ ጉጅለ ልኡኽ 12 ኣባላት ዝሓዘ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ድማ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ናብ ዘለውዎ ሆስፒታል ብምኻድ ነቶም ሕሙማት ኣበረታቲዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኢንጂነር ታከለ ኡማን ብምዃን ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ናብ ዘለውዎ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ብኣካል ብምኻድ ነቶም ሕሙማትን ሰብ ሞያ ጥዕናን ኣበረታቲዖም። እቶም…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 7 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ  ሸውዓተ ተወሰኽቲ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኡ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 401 ሰባት እቶም ሸውዓት…

ኣብ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ዝመሃሩ ተምሃሮ ወርሓዊ ክፍሊት ንክኸፍሉ ዝግበር ዘሎ ከይዲ ኣግባብ ኣይኮነን-ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ወርሓዊ ክፍሊት ኣመልኪቶም ዝገብርዎ ዘለው ዘይምዕሩይ ተግባር  እቶም ትካላት ባዕሎም መፍትሒ እንተዘይኣቐሚጦም ብግብረ ሓይሊ ከምዝረእ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ገ/መስቀል ካሕሳይ…