በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ሕውነትና ብምጥንኻርን ቫይረስ ኮሮና ብምክልኻልን ክኸውን ይግባእ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ሕውነትና ብምጥንኻርን ቫይረስኮሮና ብምክልኻልን ክኸውን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንኹሎም…