Fana: At a Speed of Life!

ዝርገሐ ኮቪድ 19 ኣብ ኣፍሪካ፣ ማእኸላይን ደቡብን ኣሜሪካ፣ ምብራቕ ኣውሮፓ ይብእስ ኣሎ – ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፃ ቫይረስኮሮና ገና ሐዚ'ውን ምሳና ክቕፅል'ዩ ኢሎም። እቶም ዳይሬክተር ጀነራል ዋላ እኳ ኣብ ውሱናት ከባቢታት ምዕራብ ኣውሮፓ ዝርግሐ እቲ ቫይረስ…

መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ  ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዘለዉ ዜጋታት ዝግበረሎም ዘሎ ክንክን ዝምልከት ዑደት ምግባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ክንክን ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዘለዉ ዜጋታት ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ዑደት ምግባር ምጅማሩ ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ዝወፅአ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ምስ ኣባላት ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ፣ መራሕቲ ሃገራትን ልዕሊ 20 ኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ፣ መራሕቲ ሃገራትን ልዕሊ 20 ኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲን ተዛቲዮም። ዓውዲ ውልቀ፥ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ዘስዕቦ ምንጋዕ ኢኮኖሚ ኣብ ምፅዋር ዘለዎ ግደ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ፆመ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ዝጅምር ፆመ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ፆመ ረመዳን ዓለም ብቫይረስኮሮና…

ቫይረስ ኮረና ንምክልኻልን ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምቅላልን ናይ መላእ ሕብረተሰብ ሓገዝ ይሓትት – ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ 14 ሚያዝያ 2012 ዓም (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮረና ንምክልኻልን ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምቅላልን ሓገዝ መላእ ሕብረተሰብ ዝሓትት ምዃኑ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ብዛዕባ ዝግበር ሓገዝ ኣመልኪቱ ናብ ኩለን ቤት ፅሕፈታት ዞባታት፣ ወረዳታትን ከተማታትን…

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰባት ተወሺቦም

ኣዲስ ኣበባ 14 ሚያዝያ 2012 ዓም (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ካልኦት ከባቢታት ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተው ልዕሊ ክልተ ሽሕ ሰባት ናብ ዝተዳለው ፈሊኻ መፅንሒ (መወሸቢ) ክኣትው ከምዝተገበረ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ካብ ካልኦት ከባቢታት…

ምንቅስቓስ ንግዲ ዘተዓናቐፉ 25 ሺሕን 68 ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ተወሲዱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ ስዒቡ ምንቅስቓስ ንግዲ ኣብ ልዕሊ ዘተዓናቐፉ 25 ሺሕን 68 ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣብ ዝሃቡዎ…

ሰብ ውልቀ ሃፍትን ማሕበራትን ንመኸተ ቫይረስ ኮረና ዝገብርዎ ሓገዝ እናቐፀለ ምዃኑ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ምትእኽኻብ እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰብ ውልቀ ሃፍትን ማሕበራትን ንመኸተ ቫይረስ ኮረና ዝገብርዎ ዘለው ሓገዝ እናቐፀለ ምዃኑ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ምትእኽኻብ እቶት ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣካቢ ግብረ ሓይሊ ምትእኽኻብ እቶት ምክልኻል ቫይረስ ኮረና ትግራይ ኣይተ ሓጎስ ወለኪዳን፥…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1073 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ እተን ሚኒስትር፥ ካብዚኦም እቶም ክልተ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ካልኣይ ዙር ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምክፍፋሉ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ፋውንዴሽን ኣሊባባ ጃክ ማ ንካልኣይ ዙር ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ኣከፋፊሉ ከምዝዛመ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝለኣኾ…