ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝሓወዩ ሰባት ቁፅሮም 50 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝሓወዩ ሰባት ቁፅሮም 50 ምብፅሑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጠን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም 943 ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ትምህርቲ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ንምክልኻለል ዘኽእል ምኽረ-ሓሳብ ፖሊሲ ንምድላው ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀፃሊ ዕፃ ትምህርቲ ዝምልከቶ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ትካል ዓለም ለኸ ባህሊን ትምህርቲን (ዩኔስኮ) ካልኣይ ኣኼቡኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ንፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዝውዴ ሓዊሱ ዝምልከቶም ኣካላት ተሳተፍቲ ኮይኖም። ቫይረስ ኮሮና ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ለኸ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ሰለስተ ሚሊየን ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። መዓልታዊ ፀብፃብ ቫይረስ ኮሮና ወርልድኦሜተር ከምዘመላኸቶ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 3 ሚሊየን 4 ሺሕን 116 ከምዝበፅሕን ህይወቶም…
ኮሮናቫይረስ ብጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት መከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብመስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት መከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ብመሰረት እዚ ንሳልሳይ እዋን ዝተልኣኹ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን(ማስክታት)፣ 500 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ሞጣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጓዓዝ ዝነበረ መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ካብ ከተማ ሞጣ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣቶብስ መመላለሲት ህዝቢ ምስ ገልባጢት ከቢድ ፅዕነት መኪና ተጋጭያ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 11ን ፈረቓን ዘጋጠመ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 905 ሺሕ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 905 ሺሕን 333 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ጆን ሆፕኪንስ ዘውፅኦ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ፥ ኣብታ ሃገር ቍፅሪ በቲ ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 50 ሺሕ ኮይኑ ኣሎ።። ኣብ ዝሓለፈ 24…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ውልቀ ሰብ ጀሚሩ ክሳብ ሃገር ልዑል ጉድኣት ዘብፅሕ ዘሎ መሸጣን ዝውውርን ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ኲናት ብሕብረት ምክልኻል ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ካብ ውልቀ ሰብ ጀሚሩ ክሳብ ሃገር ልዑል ጉድኣት ዘብፅሕ ዘሎ መሸጣን ዝውውርን ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ኲናት ብሕብረት ምክልኻል ከምዝግባእ ላዕለወይቲ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴሪኢ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣተሓሳሲበን። ወይዘሮ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣብ ምንቅስቓስ መጓዓዝያ ዝነበረ ክልከላ ብኽፋል ኣማሓይሽዎ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣብ ምንቅስቓስ መጓዓዝያ ዝነበረ ክልከላ ብኽፋል ኣማሓይሽዎ። ነዚ ኣመልኪቱ ቢሮ ኮንስትራክሽን፣ መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ አቻብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ውሽጢ ወረዳ ጥራሕ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጉዳይ ልምዓት ጥራሕ ዘይኮነስ ጉዳይ ህልውና እውን ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያ ጉዳይ ልምዓት ጥራሕ ዘይኮነስ ጉዳይ ህልውና ኢዩ ክብሉ ኣባል ጉጅለ ድርድር ኣባይ ገሊፆም። እቶም ኣብ ጉዳይ ኣባይ ብዙሕ ምርምርን መፅናዕትን ዘካየዱን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣባል ጉጅለ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ተፋሰስ ኦጋዴን ዝለምዐ ጋዝ ተፈጥሮ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ክልል ሶማሌ ተፋሰስ ኦጋዴን ዝለምዐ ጋዝ ተፈጥሮ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ንግዲ ተፈራሪሙ። ኣብ ከባቢ ኦጋዴን ሸሞንተ ትሪሊየን ጫማ ዝግመት ጋዝ ተፈጥሮ መጠኑ እናተፈለየ ዝርከብ ክዙን ናይ ነዳዲ ፈሳሲ…