ምህዞ ዝተሓወሶ ስራሕቲ ብምስራሕ ኮቪድ 19 ካብ ዘሰዕቦ ጉድኣት ምድሓን ከምዝከኣል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ምህዞ ኣብ እዋን ምንጋዕ” ብዝብል ኣርእስቲ “ዌቢናር ኣዲስ ወግ” መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ተሳሊጡ።
ምህዞ ዝተሓወሶ ስራሕቲ ብምስራሕ ኮቪድ 19 ካብ ዘሰዕቦ ጉድኣት ምድሓንን ንቐፃሊ ድልየትናን ፈተናናን መፍትሒ ምምፃእን…