Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ምስ መረፃ ተተሓሒዙ ንዝለዓሉ ፀገማት ሕገመንግስታዊ ዘይኮነ መፍትሒ ከምዘይቕበሉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ምስ መረፃ ተተሓሒዙ ንዝለዓሉ ፀገማት ሕገመንግስታዊ ዘይኮነ መፍትሒ ከምዘይቕበሉ ገሊፆም። እቶም ፓርቲታት ካብ ፓርቲ ወይ እውን ካብ ጉጅለኣዊ ኣተሓሳስባ ብምውፃእ ኢትዮጵያ ኣጋጢሞምዋ ዘለዉ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዙ ዝነበሩ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማእኸል ጎንደር ወረዳ ታሕታይ ኣርማጨሆ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዙ ዝነበሩ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም። እቲ ዘይሕጋዊ መሳርሒ መበገሲኡ ካብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ምምሕዳር ከተማ ምድረ ገነት ናብ ከተማ ጎንደር ዝጓዓዝ ዝነበረ…

ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ተዓፂየን ዝፀንሓሉ ግዘ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ተወሰኽቲ ስጉምቲታት ጥንቃቐ ምውሳድ ስለዘድለየ ኣቢያተ ፍርዲ ብኽፋል ተዓፂየን ዝፀንሓሉ እዋን ንተወሰኽቲ 22 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ከምዝተናወሐ ኣፍሊጡ። ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ 10…

ትካላት መንግስቲ ጎድና ጎድኒ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ግዕፅይና ከድህባ ከምዝግባእ ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይና ፌዴራል ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስታዊ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ጎድና ጎድኒ ምክልኻል ኮቪድ-19 ተተሓሒዞም ክፍጠሩ ኣብ ዝኽእሉ ተግባራት ግዕፅይና ብዕቱብ ክከላኸሉ ከምዝግባእ ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይና ፌዴራል ኣተሓሳሲቡ። መንግስቲ ብብርኪ ዓለም ኣጋጢሙ ዘሎ ተላባዲ ሕማም…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ 3 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 861 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ሚኒስተር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እተን በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፋ ዝተረጋገፃ ውልቀ ሰባት…

ሃገራት ዘንበረኦ ማዕቐብ ንኽፎክስ ምጅማረን ስዒቡ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዳግም ክስፋሕፋሕ ኢዩ ዝብል ስግኣት ኣሕዲሩ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ዘንበረኦ ማዕቐብ ንኽፎክስ ምጅማረን ስዒቡ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዳግም ክስፋሕፋሕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ስግኣት ኣሕዲሩ ኣሎ። ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካን ሃገራት ኣውሮፓን ዝተወሰኑ ትካላት መውሃቢ ግልጋሎታትን ተኸፊተን ኣገልግሎት ንኽህባ ምፍቃድ…

ኣይተ በረከት ስምኦን 6 ዓመት ከምኡ እውን ኣይተ ታደሰ ካሳ 8 ዓመት ማእሰርቲ ተበይኑሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣምሓራ ኣይተ በረከት ስምኦን ሽዱሽተ ዓመት ከምኡ እውን ኣይተ ታደሰ ካሳ ሸሞንተ ዓመት ብይን ማእሰርቲ ከምዝወሰነሎም ተገሊፁ። እቲ ቤት ፍርዲ 28 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ኣብ ዝወዓለ ችሎት ዓቃቢ ሕጊ ዘቕረቦ መኽበዲ ቅፅዓትን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምህርቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ንምውሳኽ ከምዝተተለመ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ስርናይ ካብ ወፃኢ ኣብ ክንዲ ምእታው ብመስኖ ብምልማዕ ምህርቲ ንምውሳኽ ከምዝተተለመ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ኢትዮጵያ ልዑል…

44 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክሳብ 44 ሚሊየን ዘኣኽሉ ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ቢሮ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍካ ሎሚ መዓሊቲ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ብዘቃለሖ ሓበሬታ፥ ካብ 29 ክሳብ 44 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና…

ኣብ ትግራይ ብቫይረሰ ኮሮና ዝተትሓዙ 4 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ብቫይረሰ ኮሮና ዝተትሓዙ 4 ሰባት ተረኺቦም። ቫይረሰኮሮና ተረኺብዎም ዘለው 4 ሰባት ካብ ጅቡቲ ናብ መቐለ ዝመፅኡ እዮም ተባሂሉ። በቲ ቫይረስ ካብዝተትሓዙ እቲ ሓደ ወዲ 33 ዓመት ገናሒ መኪና ኢዩ። እቶም ዝተረፋ ሰለስተ…