Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታት ቤተ-መንግስቲ ኣሜሪካ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክገብሩ ተኣዚዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤተ-መንግስቲ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ብሙሉኦም መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክገብሩ ተኣዚዞም። ተሓጋገዝቲ እቶም ፕሬዚዳንትን ምኽትሎምን ብቫይረስኮሮና ድሕሪ ምልካፎም እዩ እቶም ሰራሕተኛታት ማስክ ክጥቀሙ ትእዛዝ ተዋሂቡዎም ተባሂሉ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ሺሕ ኪሎ ግራም ናውቲ ሕክምና ናብ ሱዳንን ሶማሊያን ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ሺሕ ኪሎ ግራም ናውቲ ሕክምና ናብ ሱዳንን ሶማሊያን ኣጎዓዒዙ። እቲ መገዲ ኣየር 7 ሺሕ ኪሎ ግራም ናውቲ ሕክምና ናብ ሱዳን ከምኡ'ውን 3 ሺሕ ኪሎ ግራም ናብ ሶማሊያ ኢዩ ኣጎዓዒዙ። እተን ሃገራት ቫይረስኮሮና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ሃገረን ኣብ ጎድኒ ኢትዮጵያ ብምስላፍ እትገብሮ ደገፍ ከምእትቕፅል ኣብ እዋን እቲ ዘተ ምግለፀን ቀዳማይ…

ኣይተ ገዱ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዩ ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም፥ ኩለመዳያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር፣ ዝርገሐ ለበዳ ኮቪድ-19 ብሕብረት ምግታእ፣ ክልቲአን…

ኮቪድ-19 ኣብ ኮሪደር ኢትዮ-ጅቡቲ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምንካይ ኣብዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሓበራዊ ኮሚቴ ኮሪደር ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛቲየን። ኮቪድ-19 ኣብ ኮሪደር ኢትዮ-ጅቡቲ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምንካይን ሎጂስቲክስ ምቅልጣፍን ኣብዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዝተሳለጠ ዘተ ምዃኑ ተገሊፁ።…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ብዘይ ሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 289 ናይ ቱርኪ ሽጉጥን 2 ባዓል ሓደ እግሪ ከላሽንን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኣ ወረዳ መተማ ጣቢያ ኮኪት ዝገበረት መኪና ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ሒዛ እንትትንቀሳቐስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ። እታ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ሒዛ ትንቀሳቐስ ዝነበረት ናይ ፅዕነት ተሽከርካሪት ኣይሱዚ፥ መሳርሒታት ኲናትን ጠያይቲን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 11 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 764 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 11 ሰባት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት በቲ ቫይረስ ምልካፎም ካብ ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን…

ወፃኢን ኣታዊን ኣቑሑት ኣብ ዝተኣናገደሉ ደረቕ ወደብን ተርሚናልን ሞጆ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተጀመረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ወፃኢን ኣታዊን ኣቑሑት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኣናገደሉ ደረቕ ወደብን ተርሚናልን ሞጆ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ምጅማሩ ትካል ግልጋሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ደረቕ ወደብን ተርሚናልን ሞጆ መብዛሕትኦም ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቕሑት…

ኢትዮጵያ ምልኢት ማይ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ መፃኢ ወርሒ ሓምለ ንምጅማር ዘለዋ ትልሚ ተግባራዊ ከምትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምልኢት ማይ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ መፃኢ ወርሒ ሓምለ ንምጅማር ዘለዋ ትልሚ ተግባራዊ ከምትገብር ኣፍሊጣ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝመርሑዎን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተሳተፉሉን ኮሚቴ ቴክኒክ ግድብ…

ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንካልኣይ ግዘ ዘንሳዕረረ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ስግኣት ፈጢሩ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንካልኣይ ግዘ ዘንሳዕረረ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ስግኣት ከምዝፈጠረ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 35 ሰባት እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም እንትኸውን፥ ብሓፈሻ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ኣብታ ሃገር 69 ሰባት ቫይረስ…