ፀገማት ግልጋሎታትን ምምሕዳርን ብዘላቕነት ንምምሕያሽ ፍሉይ ትኹረት ተዋሂቡ – ም/ቀ/ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ግልጋሎታትን ምምሕዳርን መንግስቲ ብመሰረታዊነትን ዘላቕነትን ንምምሕያሽ ፍሉይ ትኹረት ከምዝተገበረ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ሓለፍቲ ትካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ተግባራት መመሓየሺ ተግባራት…