Fana: At a Speed of Life!

250 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ኣብ ሓደ ዓመት ብኮቪድ-19 ክተሓዙ ይኽእሉ ኢዮም – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም 250 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ኣብ ሓደ ዓመት ብተላባ ሕማም ኮቪድ-19 ክተሓዙ ከምዝኽእሉ ኣጠንቂቑ። ተመራመርቲ እቲ ውድብ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ርብዒ ቢሊየን ዝኾኑ ኣፍሪካውያን በቲ ቫይረስ ክተሓዙ ከምዝኽእሉ ኢዩ።…

ዝኾነ ሰብ ኣብ ውሽጢ ዝነብረሉ ዞባ ጥራሕ ክንቀሳቀስ ከምዝኽል ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ገሊፁ  

አዲስ አበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ምምሕያሽ ገይሩ። እቲ ኮማንድ ፖስት ኣብ ትማሊ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ውሽጢረዳ ጥራሕ ተወሲኑ ዝነበረ ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ናብ ዞባ ኸዓቢ ውሳነ ኣመሓላሊፉ ኢዩ።…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ምትሕብባር ልምዓት 230 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ምትሕብባር ልምዓት 230 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሴያን ጆንስን…

ኢጋድ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዘኽእል 800 ሺሕ ብር ዝግመት ናውቲ ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢጋድ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዘኽእል 800 ሺሕ ብር ዝግመት ናውቲ ንሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣረኪቡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ነቲ ዝተገበረ ደገፍ ብምምስጋን፥ እቲ ሓገዝ ዝርገሐ ቫይረስ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ኣብ ዶብ፣…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 9 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 580 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።   በቲ ዝተገበረ ምርመራ ትሽዓተ ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስትር ጥዕና ወይዘሮ ሊያ…

ንሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ-ወ/ሮ መኣዛ ኣሸናፊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ምህላዉ ኣካቢት ጉባኤ ምፅራይ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ወ/ሮ መኣዛ ኣሸናፊ ገሊፀን። ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ምክያድ ከምዘይኽእል…

ጥምረት ፌዴራሊስት ሓይሊታት ኢትዮጵያ ውሳነ ምንዋሕ ምርጫ 2012 ዓ.ም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጥምረት ፌዴራሊስት ሓይሊታት ኢትዮጵያ ውሳነ ምንዋሕ ምርጫ 2012 ዓ.ም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። እቲ ጥምረት ህፁፅ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሳሊጡ። ቅድም ክብል ኣብ መቐለ ኣብ ዘሳለጦ ጉባኤን ካልኦት ኣኼባታቱን፥ “ምርጫ ኣብ…

ምርጫ ንምክያድ እንትንውስን ንቫይረስኮሮና ኣቕሊልና ብምርኣይ ዘይኮነስ ንውሳነ ህዝቢን ሕገመንግስትን ተገዛእቲ ስለዝኾና ‘ዩ – ዶ/ር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ቫይረስ ኮሮናን ሓፈሻዊ ምርጫን ብዝምልከት ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፅዮን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብብርኪ ክልል ቫይረስኮሮና…

ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናት ኣብ ምክትታልን ኣዘዋወርቲ ኣብ ቁፅፀር ሕጊ ኣብ ምውዓልን ናይ ኩሉ ሓድነት የድሊ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናት ኣብ ምክትታልን ኣዘዋወርቲ ኣብ ቁፅፀር ሕጊ ኣብ ምውዓልን ናይ ኩሉ ሓድነት የድሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክሊ ምቁፅፃር ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር…

ሕማም ቫይረስኮሮና ፀገም ጥዕና ኣእምሮ የስዕብ ኣሎ- ውድብ ሕቡራት ሃገራት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት ሃገራት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ሰፊሕ ስነ ልቦናዊ ቅልውላው ይፈጥር ኣሎ ክብል ኣጠንቂቑ። ነዚ ድማ ብዙሓት ሃገራት ንጥዕና ኣእምሮ ትኹረት ይህባ ብዘይምህላወን ምዃኑ ሓቢሩ። እዚ ቫይረስ ንምቁፅፃርን ንዝሓመሙ ሰባት ንምድሓንን…