Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔ ሱዳን ኦማር በሽር ማኒስ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔ ሱዳን ኦማር በሽር ማኒስ ዝምርሑ ኣባላት ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ኣማሲዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ኣባላት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው…

ጀይ ኢ ጂ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምምዛንን ምውሳንን ደረጃ ስራሕ ሰራሕተኛታት (ጀይ ኢ ጂ) ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን እቲ ቢሮ ኣይተ ዳኒኤል ኣሰፋ ኣብ ዝሃብዎ…

ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ኣስታት 120 ሚልዮን ፈልሲ ንምትካል ምድላዋት ይዉገን ኣሎ – ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ኣስታት 120 ሚልዮን ፈልሲ ንምትካል ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ መተሓባበሪ ጉጅለ ልምዓት ደኒ ኣይተ ተስፋይ ተኽለሃይማኖት፥…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተመሓላለፉ ልዕሊ 2 ሺሕን 800 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተመሓላለፉ ልዕሊ 2 ሺሕን 800 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ድንጋገ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ንምኽባር ሰብ ኣብ ዝበዝሖም ከባቢታት፣ ዕዳጋታት፣ ትራንስፖርት መውሃቢ ቦታታትን ህዝባዊ…

ኣብ ዞባ ምራብ ጉጂ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምራብ ጉጂ ወረዳ ገላና ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ 8 ሺሕን 929 መራሕቲ ስድራን 63 ሺሕ ስድራቤትን ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ተባሂሉ። ኣብቲ ወረዳ…

ክፍጠሩ ዝኽእሉ ቅልውላዋት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእሉ ስራሕቲ ቅድመ ምድላዋት ክጠናኸሩ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ስዒቡ ክፍጠር ዝኽእል ቅልውላው ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዝሕግዙ ስራሕቲ ቅድመ ምድላዋት ክጠናኸሩ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ብሄራዊ ኮሚቴ ምክልኻልን ድልውነትን ሓደጋ ብምስሊ…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 15 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 707 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ዝተገበረ ምርመራ 15 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።…

2 ነጥቢ 8 ሚሊዮን ኩንታል ምህርቲ ንምርካብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይስራሕ ኣሎ – ዞባ ደቡብ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ጎና ጎኒ ምክልኻል ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና 2 ነጥቢ 8 ሚሊዮን ኩንታል ምህርቲ ንምርካብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ሃይለ ታደለ ከም…

ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ሓባር መምርሒ ዝተደረኸ ጥንኩር ትካል ክፈጥሩ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 7፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ሓባር መምርሒ ዝተደረኸ ጥንኩር ትካል ክፈጥሩ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ምስ መራሕቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣…

ብርጋዴር ጄኔራል ጌታቸው ሽፈራው ዳይሬክተር ሓይሊ ተጠንቀቕ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርጋዴር ጄኔራል ጌታቸው ሽፈራው ዳይሬክተር ሓይሊ ተጠንቀቕ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም። እቶም ጀነራል መኮንን ብመምርሒ ዘውውር ተጠንቀቕ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ መሰረት ብምግባር ዝተሸየሙ እንትኾኑ፥ እቲ ትካል ሓዱሽ ምትካእ ኣመራርሓ…