Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 24 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 460 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 24 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ከም ሃገርን ከም ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ቫይረስ ኣመልኪቶም…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ዘይነበሮም ነባር ትሕዝቶታት መሳጊድ 70 ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ዘይነበሮም ነባር ትሕዝቶታት መሳጊድ 70 ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ኣረኪቡ። ስነ - ስርዓት ርኽክብ መህነፂ ቦታ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ መስጊድን ማእኸል ምርምርን እውን ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።…

ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ህንዲን ባንግላዴሽን ብስግኣት ኣውሎ ንፋስ መረበቶም ሓዲጎም የሃድሙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ህንዲን ባንግላዴሽን ብስግኣት ኣውሎ ንፋስ መረበቶም ሓዲጎም የሃድሙ ኣለዉ። ሰብ ሞያታት ትምበያ ከባቢ ኣየር ኣምፋን ዝተብሃለን ብደረጃ ሓሙሽተ ዝተመደበን ኣውሎ ንፋስ፥ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ኣብ ክልቲአን ብሁቦብላ…

ብልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 3 ቢልዮን ዝህነፅ ዘሎ መንገዲ ኣስፋልት ዉቕሮ፣ እንዳ ኣብርሃ ወ ኣፅበሃ ነበለት 70 ሚእታዊ ስራሕቱ ከም ዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 3 ቢልዮን ዝህነፅ ዘሎ መንገዲ ኣስፋልት ዉቕሮ-እንዳ ኣብርሃ ወ ኣፅበሃ-ነበለት 70 ሚእታዊ ስራሕቱ ከም ዝተወገነ ተገሊፁ። ኣብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣካያዲ ስራሕ ፕሮጀክት መንገዲ ኣስፋልት…

ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ መቐለ ንባዕሎም ምክልኻል ኣብ ልዕሊ ዘይኽእሉ መናእሰይ ዝተወሰደ ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ኮኒኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ድንጋገታት ህፁፅ እዋን ብምጥሓስ ተኣኻኺቦም ዝነበሩ መናእሰይ ብፖሊስ ንምብታን ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ህይወት ሓደ መንእሰይ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣዛዚ ፖሊስ ክፍለ ከተማ…

ሕብረት ኣውሮፓ ሩባ ናይልን ግድብ ህዳሰን ንኢትዮጵያ ዘለዎም ስትራቴጂካዊ ረብሓ ኣፍልጦ ከምዝህብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ሩባ ናይልን ግድብ ህዳሰን ንኢትዮጵያ ዘለዎም ስትራቴጂካዊ ረብሓ ኣፍልጦ ከምዝህብ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንትታት ካውንስል ኣውሮፓን ኮሚሽን ኣውሮፓን ብሓባር ብምዃን ንቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ፥…

ካብ ባንኪታት ዝወፅእ ጥረ ገንዘብ ዝግድብ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ-ብሄራዊ ባንኪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ባንኪታት ዝወፅእ ጥረ ገንዘብ ዝግድብ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ሓላፊ/ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ዝውውር ገንዘብ ናብ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ መቻር ብቫይረስኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ መቻር ብቫይረስኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። ሓደ ኣባል ሓይሊ ዕማም ምቁፅፃር ለበዳ ኮቪድ-19 በቲ ቫይረስ ከም ዝተትሓዘ ምስተገለፀ፥ ሪክ መቻር ከምኦቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 13 ግንቦት 2020 መርመራ ቫይረስኮሮና…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 14 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 271 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 14 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…