Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 9 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 747 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ  ትሽዓተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…

ጉባኤ ኣፃራዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ካብ ሰብ ሞያ ሚኒስቴር ጥዕናን ቦርድ ምርጫን ዝወሃብ መብርሂ ኣዳሚፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኣፃራዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ብዝምልከት ዘዳለዎ መድረኽ ምሃብ ሓሳብ ሰብ ሞያታት ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ሰብ ሞያ ሚኒስቴር ጥዕናን ቦርድ ምርጫን ዝወሃብ መብርሂ ኣዳሚፁ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ኣድላይነት ህፁፅ…

ኣባላት ኣመራርሓ ተወለድቲ ትግራይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ወረዳ ብብርኪ መሪሕነት ዝሰርሑ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ተወለድቲ ትግራይ ዘተ ኣካይዶም። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ምርጫ ምንዋሕን ካልኦት እዋናዊ ዛዕባታትን ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ መመርመርቲ ኪታት ናብ ኢትዮጵያ ንዝለኣኸ ፋውንዴሽን ቴንሴንት አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መመርመርቲ ኪታት ናብ ኢትዮጵያ ንዝለኣኸ ፋውንዴሽን ቴንሴንት አመስጊኖም። ፋውንዴሽ ቴንሴንት ናብ ኢትዮጵያ ዝለኣኾም ኪታት መመርመሪ ቫይረስኮሮና ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቶም…

ብብርኪ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 5 ሚልየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ቅድመ ሐዚ ካብ ዝተመዝገበ እቲ ዝለዓለ ቁፅሪ ዘለዎም በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ከምዝተረኸቡ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥ ትማሊ ጥራሕ ኣብ ዓለምና 106…

ሚኒስቴትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነር ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነር ኣሰናቢቶም። ኣይተ ገዱ፥ እተን ኣምባሳደር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ፃንሒት ኩለመዳይ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ንምጥንኻር ንዝገበረኦ…

ግሎባል አሊያንስ ንሚኒስቴር ጥዕና ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ እታወታት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ገይሩ

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 12፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኽ ምትሕብባር ንመሰል ኢትዮጵያውያን (ግሎባል አሊያንስ) ንሚኒስቴር ጥዕና ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ እታወታት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ነቲ ዝተገበረ ሓገዝ ብምምስጋን እቲ ሓገዝ…

ኢንዱስትሪታት ኣማራፂታት ዕዳጋ ውሽጢ ዓዲ ክጥቀሙን ኣብ ምፍራይ መከላኸሊ መሳርሒታት ኮቪድ-19 ትኹረት ኽገብሩን ኣንፈት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፅዕንቶ ኮቪድ-19 ምላሽን ኣብ ፓርክታ ኢንዱስትሪ ዝርከቡ ትካላት ኣፍረይቲ ክዳውንቲን ጨርቀመርቂን ኣብ ዘጋጠሞም ፀገም ኣድሂቦም ብገፅንገፅ ቪዲዮ ተዛቲዮም። ሚኒስትር ሰራሕተኛታትትን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ዝተፈላለዩ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንበዓል ፊቼ ጨምበላላ 2012 ዓ.ም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእክቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ሓዱሽ ዓመት ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ 2012 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእክቲ ኣመሓላሊፎም። እቶ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል ሓዱሽ ዓመት ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ…

ንኣምባሳደራት ሃገራት ፓስፊክ እሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ማይ ፣ መስኖን ኢነርጅን ብምትሕብባር መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ፓስፊክ እሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም። እቲ ገለፃ…