Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 83 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣዋጅ ሃፍቲ ልምዓት ጂኦተርማል ንምምሕያሽ ብዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ዝተዛተየ እንትኸውን፥ እቲ ኣዋጅ ዝተወሰኑ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ መልካ በሎ ብዝወቕዐ ዓያል ዝናብ ብዘስዓቦ ምንሽርታት መሬት ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ መልካ በሎ ዝወቕዐ ዓያል ዝናብ ብዘስዓቦ ምንሽርታት መሬት ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ኣብታ ወረዳ ቀበሌ ቶኩማ ጃላላ ካብራ ዝበሃል ቦታ ትማሊ ለይቲ ከባቢ ሰዓት ሸውዓት ኢዩ ኣጋጢሙ።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ዝተዋፈሩ ኢትዮጵያውያን ጃክ ማ ኣብ ዘዳለዉዎ ውድድር በዓል ዋና ፈጠራ ስራሕ ንኽሳተፉ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ዝተዋፈሩ ኢትዮጵያውያን ጃክ ማ ኣብ ዘዳለዉዎ ውድድር በዓል ዋና ፈጠራ ስራሕ ንኽሳተፉ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ኣቐዲሞም ምስ ቢሊየንር ጃክ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ወገና ህያብ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ወገና ህያብ ኣበርኪቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ንዝነብሩ 100 መራሕቲ ስደራ ስደተኛታት ሶሪያ ህያብ ምግቢ፣ ክናድውንቲን መሐለዊ ፅሬትን…

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 429 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 645 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 30 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ…

ህዝበ ሙስሊም ዒድ ሶላት ኣብ ገዝኡ ኮይኑ ንኽሰግድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝበ ሙስሊም ዒድ ሶላት ኣብ ገገዝኡ ኮይኑ ንኽሰግድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ፥ ንመበል 1 ሺሕን 441 ዝኽበር በዓል ዒድ ኣል ፈጥር…

ቻይና ትልሚ ዕቤት ኢኮኖሚ 2020 ከምዘይትነድፍ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ዓመታዊ ትልሚ ዕቤት ኢኮኖሚ 2020 ከምዘይትነድፍ ኣፍሊጣ። ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚ ምስ ዘስዐቦ ፅዕንቶ ተተሓሒዙ ቻይና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ድሕሪ 1990፥ ንፈለማ እዋን ዓመታዊ ሓፈሻዊ ትልሚ ዕቤት ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ከምዘይህልዋ…

ግብፂ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ናብ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ንምምላስ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ናብ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ንምምላስ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ኣመላልኣ ማይ እቲ ግድብ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምድርዳር ድሌት ኣለዋ…

ባንኪ ዓለም ንመከላኸሊ ዕስለ ኣምበጣ ዝኸውን ንኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ዝውዕል ሓገዝ 63 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንኪ ዘፅደቖ ሓገዝ፥ ኣብታ ሃገር ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ሓዊሱ ውሕስና ምግቢን ተረባሕነት ዜጋታትን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሱዳን መዘነኦም ዓብደላ ሃምዶክ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሱዳን ቀዳማይ ሚኒስትር ዓደላ ሃምዶክ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣብ ዝተሳለጠ ዘተ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸውን…