ግደ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝምልከት ሓበራ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝምልከት ሓበራ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰን…