Fana: At a Speed of Life!

መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት 20 ግንቦት ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት 20 ግንቦት ኣብ ፌስ ቡክ ገፆም ኣመሓላሊፎም።   ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕበ ቀሪቡ ኣሎ።  …

መበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት መበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መግለፂ ተዋሂቡ። ቅድሚ ኹሉ ንኹሎም ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እንኳዕ ንመበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ብሰላም…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘዉዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊይ ተዛቲየን። እቶም ዋና ዳይሬክተር፥ ትካሎም ኣብ ኢትዮጵያ እናገበሮ ብዛዕባ ዝርከብ ምንቅስቓስ ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገለፃ ገይሮምለን። ፕሬዚዳንት…

ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዝውዕል ሓገዝ ውልቀ ሰብ ሃፍቲን ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ንኡስ ግብረ ሓይሊ ኢኮኖሚ ትግራይ 

ዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ምግፋሕ ቫይረስ ኮረና ተታሓሒዙ ሓገዝ ውልቀ ሰብ ሃፍቲን ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ተጠናኺሩ ይቕፅል ከም ዘሎ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ኢኮኖሚ ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ነዚ ዝሓበረ፥ ሎሚ መዓልቲ ሰብ ውልቀ ሃፍትን ገበርቲ ሰናይ ትካለትን…

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ካብ ገዛ ወፃእ ኣብ ኩሎም ቦታታት ማስክ ንኽገብሩ ዝድንግግ መምርሒ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴሪኢ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ካብ ገዛ ወፃእ ኣብ ኩሎም ቦታታት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ናይ ምግባር ግቡእ ዝድንግግ መምርሒ ምፅዳቑ ኣፍሊጠን። ኣብ ብራዚል ዝነበረ ምዝንጋዕን ዕሽሽታን ልዑል…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 30 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 352 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 30 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 731…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንበዓል 20 ጉንበት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል 20 ጉንበት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ መክእኽቶም፥ 20 ጉንበት ታሪኽ ዘበናዊት ኢትዮጵያ ካብ ዝቐየሩ መዓልቲታት ሓንቲ ኢያ ኢሎም።…

ቻይና ኣፍሪካ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሃገራት ኣፍሪካ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝገብረኦ ፃዕሪ ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ምትሕብባር ኣፍሪካ-ቻይና ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኤምባሲ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊይ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገበሮ ሓገዝ ብምንኣድ፤ ኢትዮጵያ ምስቲ ፕሮግራም ዘለዋ ምትሕብባር…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ ልዕሊ 6 ሺሕ ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ተወሲዱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ19 ምኽንያት ብምግባር ዝተጋነነ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩን ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባራት ዝተሳተፉን ልዕሊ 6 ሺሕ ትካላት ንግዲ ሕጋዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ኣብቶም 115 ክሲ ቤት ፍርዲ ከምዝመስረተሎም ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።…