Fana: At a Speed of Life!

ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምክያድ ዘኽእል ምርምር ንምግባር ዝዓለመ 66 ሚሊየን ዶላር በጂታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምክያድ ዘኽእል ምርምር ንምግባር ዝዓለመ 66 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝመደበት ኣፍሊጣ። እቲ ባጀት፥ ክታበት ንምርካብ፣ መድሓኒት ፀረ ቫይረስ ንምርካብ፣ ኣብ ሕክምና መተንፈሲ ኣካላት ንዝግበር ምርምራት ከምኡ ድማ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ወርሓዊ ወፃኢኡ ብምሽፋን ንሃገራዊ ኢኮኖሚ ሓገዝ ይገብር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 120 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ብምርካብ ወርሓዊ ወፃኢኡ ብምሽፋን ንሃገራዊ ኢኮኖሚ ሓገዝ ይገብር ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ኣፍሊጦም። እቲ መገዲ ኣየር ቀልጢፉ ናብ ኣገልግሎት…

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ልዕሊ14 ሚልዮን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ልዕሊ14 ሚልዮን ብር ሓገዝ ከም ዝገበረ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። መካየዲ ስራሕ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ኣይተ ክብረኣብ ተወልደ፥ ብልዕሊ ብር 9ነጥቢ 5 ሚልዮን ዝተዓደጉ 90…

ልምዓት መዓድንን ነዳዲን ንምቅልጣፍ ዘኽእል ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን፣ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን፣ ከምኡ እውን ኢኒስቲትዩት ትምህርቲን ስልጠናን ቴክኒክን ሞያን ፌዴራል ልምዓት መዓድንን ነዳዲን ንምቅልጣፍ ዘኽእል ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሞም። እቲ ስምምዕነት…

ኢትዮ ቴሌኮም ሓገዝቲ ሓበሬታታት ትምህርቲ ብናፃ ምቕራቡ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ተምሃሮን መምህራንን ላዕለዎት ትካላት ትምህርት ትምህርታዊ ሓበሬታታት ብናፃ ንክረኽቡ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቶም ሓበሬታታት ምስ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ተተሓሒዙ ትምህርቲ ገፅ ንገፅ ምቁራፁ ስዕቡ ዝተሰናድኡ ምዃኖም እቲ ትካል ኣብ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ውዕሊ ኦዲዮን ኢጋሎ ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ማንቼስተር ዩናይትድ ናይ ናይጀሪያዊ ተፃዋታይ ኦዲዮን ኢጋሎን ውዕሊ ንተወሰኽቲ ኣዋርሕ ምንዋሓ ኣፍሊጣ። እታ ጋንታ ነቲ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ክሳብ መፃኢ ወርሒ ጥሪ ንኽተፅነሖ ኣብ ስምምዕ ከምዝበፅሕት ገሊፃ ኣላ። እቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 85 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሽሕን 926 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 85 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም…

ኢትዮጵያ ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ-19 ብበፃሕቲ ከብ ዝምረፃ ሸውዓተ ሃገራት ሓንቲ ክትከውን ኢያ – መፅሄት ፎርብስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ድሕሪ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንበፃሕቲ ካብ ዝምረፃ ሸውዓተ ሃገራት ሓንቲ ከምትትከውን መፅሄት ፎርብስ ተንቢዩ። እቲ መፅሄት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዘፈር ሪዝም ብልዑል ብርኪ ከምዝተጎድአ ኣፍሊጡ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ ድማ ሃገራት…

ኣብ ደቡብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት 50 ሺሕ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት 50 ሺሕ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብታ ኣህጉር በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ናብ ሓደ ሚሊየን ከምዝተፀገዐ እውን ይግለፅ ኣሎ። ብራዚል፣ ቺሊን ፔሩን እቲ ቫይረስ ብልዑል ብርኪ…

ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ 15 ክሳብ 22 ግንቦት 2012 ዘካይዶ ዝነበረ ኣኼብኡ ዛዚሙ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ መግለፂ ኣውፂኡ ኣሎ። ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ኣብ ዘካየዶ ኣኼብኡ ብቕልጡፍ እናተለዋወጠ ዝመፅእ ዘሎ ኩነታት ዓለም፣…