Fana: At a Speed of Life!

ዓመታዊ ሓምለዋይ ዓሸራ መርሃ-ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓርቢ ክጅመር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ሓምለዋይ ዓሸራ መርሃ-ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓርቢ ብዕሊ ከምዝጅመር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 እናተቓለስና ዋላ እንተኾንና፤ ሓሙሽተ ቢሊየን ፈልሲታት…

ዓውደ ምርኢት ቡን ኢትዮጵያ ኣብ ቴልኣቢብ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤል ቴልኣቪቭ ዝርከብ ኢምባሲ ፌዴሪኢ ዓውደ ምርኢት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ኣካይዱ። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ፥ ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ዓውደ ምርኢት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ምፍላጥ ምዃኑ…

ጣሊያን ዳግም ዶባታ ምኽፋት ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ዓፂያቶም ዝነበረት ዶባታ ዳግም ምኽፋታ ኣፍሊጣ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ጣሊያን ምእታው ዝደልዩ መገደኛታት ብዘይ ፈሊኻ መፅንሒ (ኳራንቲን) ብቐጥታ ንኸኣትዉ ከምዝተፈቐዱሎም ተገሊፁ። እቲ ናይ ሕዚ…

127 ጋዜጠኛታት ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዓለምለኸ ጉጅለ ሓለዋ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ 31 ሃገራት ዓለም ዝርከቡ 127 ጋዜጠኛታት ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዓለምለኸ ጉጅለ ሓለዋ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ብሌይስ ሎፖን ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥ ሰራሕተኛታት…

ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኣፈፃፅማ ደምቢን መምርሒን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ገምጊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ፌዴራልን ክልልን ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝወፅአ ደምቢን መምርሒን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣድሂቦም ኣብ ኣፈፃፅምኡ ገምጋም ኣካይዶም። ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴራል ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከምዝገለፅኦ፥ ኣብቲ ትማሊ ዝተሳለጠ…

ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ሕሙማት ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ሎሚ መዓልቲ ሕሙማት ምቕባል ጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ዶክተር እስማኤል ሸምሰዲን፥ ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ዘድሊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 87 ሰባት እንትርከቡ 2 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሽሕን 932 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 87 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። እቶም በቲ…

ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ 130 ሚሊየን “ማስክታት” ከምዘድሊየን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ 130 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክታት) ከምዘድሊየን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ቫይረስኮሮና…

ማልት ምስ ገባሪ ሰናይ ሴፍ ላይፍ ቱ ላይፍ ብምትሕብባር ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእሉ ናውቲታት ሕክምና ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) ምስ ኣብ ሃገረ ጣልያን ዝርከብ ገባሪ ሰናይ “ሴፍ ላይፍ ቱ ላይፍ” (Safe Life to Life) ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ኲሓ ኣወሃህባ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ሓገዝ ገይሩ።…

ማእኸል ልምዓት ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካ ልዕሊ 600 ሺሕ ዝግመቱ ናውቲታት ሕክምና ንክልል ጋምቤላ  ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ልምዓት ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ፥ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእሉ ልዕሊ 600 ሺሕ ዝግመቱ ናውቲታት ሕክምና ብመልክዕ ደገፍ ንክልል ጋምቤላ ኣበርኪቱ። እቶም ናውቲታት ሕክምና፥ ማይክሮስኮፕ፣ ስሊንደራት ኦክሰጂን፣ ዓራታትን…