Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 169 ሰባት እንትርከቡ 1 ሰብ ድማ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 798 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 169 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነ እውን ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…

ኣብ ቻይና ቫይረስ ኮሮና ኣብ ማሕበረሰብ እናተዘርገሐ ከምዘይኮነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብ ዝነበሮ ዝርገሐ ምቁፅፃር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ትማሊ ድማ ኣብታ ሃገር በቲ ቫይረስ ዝተትሓዘ ዝኾነ ይኹን ሰብ ኣይተመዝገበን ተባሂሉ። ዝሓለፈ ረቡዕ 26 ጉንበት…

ጎድና ጎድኒ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ደም ናይ ምልጋስ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎድና ጎድኒ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ደም ናይ ምልጋስ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ፀዊዐን። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ደም ተረኺቦም ደም ለጊሶም።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ሃገር ለኸ ምርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ሃዋሳ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገር ለኸ ወፍሪ ምርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ሃዋሳ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ብሓባር ብምዃን ኢዮም ኣብ እምባ ታቦር እቲ ወፍሪ…

ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝውዕል ናብ ብር 51 ሚሊየን ዝፅጋዕ ሓገዝ ገይሩ

አዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዝውዕል ናብ ብር 51 ሚሊየን ዝፅጋዕ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ካብ ናይ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክልተ ወርሒ መሃያ ተነኪዩ ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ።…

ሓንቲ ኣዶ 4 ሓናጡ ብሰላም ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ወረዳ ስልጤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሓናጡ ብሰላም ከምዝተገላገለት ተገሊፁ። ኣብታ ወረዳ ነባሪት ቀበሌ ሰነና ገሬራ ዝኾነት ወይዘሮ ዜኖ ሸምሱ፥ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ቅበት ብዝተገበረላ መጥባሕቲ ሕክምና ሰለስተ ደቂ ኣነስትዮኝ ሓደ…

ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንመኸተ ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ ብር 8 ሚልዮን ዝግመት ሓገዝ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመኸተ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 8 ሚልዮን ዝግመት ሓገዝ ከምዝተረኸበ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ኣማሓዳሪ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ኣይተ ሃፍቶም ፋንታሁን ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ዞባ ካፍቲ ሓገዝ ብተወሳኺ…

ካልኣይ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓምለዋይ ዓሸራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓምለዋይ ዓሸራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እቲ መዓልቲ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ንባዕልና ካብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናሓለና…

ግድብ ህዳሰ ማይ ንምምላእ ዘኽእል 1 ሺሕ ሄክታር መሬት ናይ ምፅራግ ስራሕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ማይ ንምምላእ ዘኽእል 1 ሺሕ ሄክታር መሬት ናይ ምፅራግ ስራሕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። እቲ መሬት ንምድላው 300 መናእሰይ ብማሕበራት ደቀቕትን ኣናእሽተይ…

ኣብ ምዕራብ ኦሮሚያ ብገበን ክትራንን ቅትለትን ዝተጠርጠሩ 48 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምዕራብ ኦሮሚያ ብገበን ክትራንን ቅትለትን ዝተጠርጠሩ 48 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነርን ሓላፊ ዘፈር ምርመራ ገበንን እቲ ኮሚሽን ግርማ ገላን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…