Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2013 ልዕሊ 476 ቢሊየን ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 84 ስሩዕ ኣኼብኡ ረቂቕ በጀት 2013  ዓ.ም 476 ቢሊየንን 12 ሚሊየንን 952 ሺሕን 445 ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ፥ ኣብ 2013 ዓ.ም…

ማልት ብምኽንያት ቫይረስኮረና ዝተቛሪፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝትክእ ሞባይል ሆትላይን ተተኣታቱ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝተቋሪፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝትኽእ ሞባይል ሆትላይን ተተኣታቱ ምህላው ተገሊፁ። እታ ማሕበር ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ “ሴቭ ዘ ችልድረን” ብምትሕብባር ሪድ ዋን (READ ONE)…

ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ 19 ተነቢሩ ዝነበረ እግድ ብምልዓል ካብ 1 ሰነ 2012 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ ምንቅሰቓሰ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ኣካቢ ኮማንድ ፖስትን ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል መኸተ ቫይረሰ ኮሮና ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፂዮን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ካብ 1 ሰነ 2012…

ህዝቢ ኣብ ዝእከበሎም ከባቢታት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምጥቃም ይግባእ-ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ቅድሚ ሕዚ ኣብ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ደንጊጉዎ ዝነበረ መምርሒ ከምዝቐየረ ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ ቅድም ክብል ናይ ሕክምና መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ሰራሕተኛታት ጥዕና፣ ንሕሙማት ቫይረስኮሮና ዝሕብሕቡ ሰባት…

መንግስቲ ኬኒያ ዘዳለዎም መወሸቢ ማእኸላትን ሆስፒታላትን ብሕሙማት ቫይረስኮሮና ከምዝመልኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትሪ ጥዕና ኬንያ መንግስቲ ዘዳለዎም መወሸቢ ማእኸላትን ሆስፒታላትን ብሕሙማት ቫይረስኮሮና ስለ ዝመልኡ ኣብ ቀረባ ኣብ ገዛ ገዛ ዝወሃብ ኣገልግሎት ሕክምና ኮቪድ-19 ክጅምር እየ ኢሉ። እቲ ሚኒስቴር፥ ሆስፒታላት ኣጋጢሙወን ዘሎ ፀገም ንምቅላል…

ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ቅርሕንቲ ናይ ምፍጣር ዓላማ ኣይብላን-ቀ/ሚ ሃምዶክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ምስ ብሄራዊ ጣቢያ ቴሌቭዥን እታ ሃገር ኣብ ዝነበሮም ቃለ መሕትት “ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ቅርሕንቲ ናይ ምፍጣር ዓላማ ኣይብላን” ክብሉ ገሊፆም። ምስ ዶብ ኢትዮጵያ ብዝተተሓሓዘ ዝተፈለየ ፀገም ዶብ የለን ዝበሉ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጄምስ ሞርጋን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ጄምስ ሞርጋን ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ፥ ደቡብ ሱዳን ንብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ኣብ ዝኾነ ይኹን ተግባር ኢዳ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሕዚ 1 ሺሕን 343 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሕዚ 1 ሺሕን 343 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ቫይረስ ካብ ዝተረኸቦም ሰባት ውሽጢ እቶም 138 ሰባት ካብ ኣዲስ ኣበባ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ ኢዩ። ቢሮ ጥዕና…

መኸተና ንኩለመዳያዊ ዓወታትና – መንግስትን ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ “መኸተና ንኩለመዳያዊ ዓወታትና” ክኸውን ይግባእ ክብል ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብ መልእኽቱ፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምምካት ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብፍላይ ድማ ብመንግስቲ…

ኤጀንሲ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኢትዮጵያ ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ንዝርከቡ ሰባት ዝኾኑ 6 ሽሕ መፃሕፍቲ ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኢትዮጵያ ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ንዝርከቡ ሰባት ዝኾኑ 6 ሽሕ መፃሕፍቲ ንሚኒስቴር ጥዕና ለጊሱ። እቶም መፃሕፍቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ዝተፅሓፉ እንትኾኑ፥ ናብ ፈሊኻ መእተዊ ዝኣትዉ ሰባት ኣብ ግዘ…