Fana: At a Speed of Life!

ግድብ ህዳሰ ኣብ ሱዳንን ግብፂን ካብ ዝርከቡ ግድባት ዝለዓለ ድሕንነት ኣለዎ – ሚኒስትር ማይን መስኖን ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ምልኢት ማይ ዝጅምር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳንን ግብፂን ካብ ዝርከቡ ግድባት ዝለዓለ ድሕንነት ከምዘለዎ ሚኒስትር ማይን መስኖን ሱዳን ያሲር ኣባስ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ እቲ ግድብ ዘዓረፈሉ ቦታ ንሱዳን ብመንፅር ዘለዎ…

ኣብዚ ዓመት 6 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ክምዝገብ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ በባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ሽዱሽተ ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ከምዝገብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ጠቅላይ ሚኒስትሩ በወቅታዊና ሃገራዊ ጉዳዮች ላይ ከህዝብ ተወካዮች ምክር ቤት አባላት ለተነሱላቸው ጥያቄዎች ምላሽና ማብራሪያ ሰጥተዋል። እቶም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወይዘሮ ሽታዬ ምናለን ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም። እቲ ተኸላ ፈልሲ ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 136 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 775 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 136 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ካብ ዝተረጋገፁ እቶም 124 ሰባት…

ዘፈር ላዕለዋይ ትምህርቲ ብዓለም ለኻዊ ኣመራርሓ ንምጥንኻር ዝውዕል ፕሮጀክት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ላዕለዋይ ትምህርቲ ብዓለም ለኻዊ ኣመራርሓ ንምጥንኻር ዝውዕል ሓገዝ ፕሮጀክት ሓደ ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ፕሮጀክት ሓደ ሚሊየን ዶላር፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቢሮ ጉዳያት…

ኣብ ወርሒ ጉንበት ልዕሊ ብር 135 ሚሊየን ዝገመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ጉንበት ልዕሊ ብር 135 ነጥቢ ሚሊየን ዝገመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣፍሊጦም። 348 ስርሒት ቱርኪ ዝኾኑ ሽጉጣትን 300 ጠያይቲን ከምዝተትሓዙ እውን ገሊፆም። እቶም ኣቑሑት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉሎም ሕቶታት መልሲ ምላሽን መብርሂን ሂቦም። ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ሓደገኛን ከምዝኾነ፣ ልዑል ጥንቃቐ ከምዘየድሊዮን ኣብ መላእ ዓለም ልዑል ቅልውላው እናስዓበ…

ሓምሻይ ፍሉይ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ፍሉይ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተለዓሉሎም ሕቶታት ኣብቲ ባይቶ ተረኺቦም ምላሽን መብርሂን ሂቦም ኢዮም።…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ “ዛፍ በደጃፍ” ብዝብል መርሃ ግብሪ ምስ ቤተሰቦም ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ “ዛፍ በደጃፍ” ብዝብል መርሃ ግብሪ ምስ ቤተሰቦም ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም። መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ዓመተ 2012 ትማሊ ኣብ ክልል ደቡብ ከተማ ሃዋሳ ብዕሊ ምጅማሩ ይዝከር። ብመሰረት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት እንትርከቡ 1 ኣዶ ድማ ህይወተን ስኢነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 500 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓንቲ ጓል 80 ዓመት ኣዶ ድማ ህይወተን ከምዝሰኣና ተገሊፁ።…