Fana: At a Speed of Life!

እስራኤል ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ሊባኖስ ደብዳብ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላና ብሂዝቦላህ ተወቒቓ ምውዳቓ ስዒቡ ኣብ ምብራቕ ሊባኖስ ደብዳብ ፈፂማ። እስራኤል ናይ ሄዝቦላህ መሰረተ ልምዓታት ኢዮም ዝበለቶም ቦታታት ብኣር ዝደብደበት እንትትከውን÷ ብክልቲኦም ወገናት ልውውጥ ተኹሲ ከምዝቐፀለ ኣብቲ…

ክልል ኣምሓራ ስልጠና ተሃድሶ ኣድማ ብተና ዝወሰዱ ኣባላት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ስልጠና ተሃድሶ ኣድማ ብተና ወሲዶም ዝዛዘሙ ነበረት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ ከምዝተመረቑ ቢሮ ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ብር ሸለቆ ብካልኣይ ዙር ስልጠና ተሃድሶ ኣድማ ብተና ዝወሰዱ ነበር…

ኣብ ማራቶን ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓሪስ ብዝተኻደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ መስታወት ፍቅር 02:20፡ 45 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ እንትትዕወት፤ ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ሙሉጌታ ኡማ 02፡05፡33 ብምእታው…

ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዝሕግዛ ድርድር ኣብ ወርሒ ጉንበት ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዝሕግዛ 5ይ ዙር ድርድር ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጉንበት ከምተካይድ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ቅድሚ 20 ዓመታት ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ምንቅስቓስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝገብርኡ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝገብርኡ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም። ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝኸዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ብፕሬዚዳት ፖልካጋሜ…

ብም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሸፍቱ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሸፍቱ ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስተር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዓለሙ ስሜ (ዶ/ር)፣ ናይ…

ብዓል ዒድ ኣል ፈጥር ውርሒ ምሸት ሰኑይ እንተተራእያ ሰሉስ እንተዘይተራእያ ድማ ረቡዕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል ዒድ ኣል ፈጥር ውርሒ ምሸት ሰኑይ እንተተራእያ ሰሉስ እንተዘይተራእያ ድማ ረቡዕ ክኽበር ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ መበል 1 ሺሕን 445 ዓመተ ህጅራ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ ሰልፊ ደገፍ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፥ መስቀል ኣደባባይ ዝተሳለጠ ሰልፊ ደገፍ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካብ 11 ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ዝተሳተፉሉ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንነበርቲ ኣዲስ ኣበባ አመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንነበርቲ ኣዲስ ኣበባ አመስጊነን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብበዝሒ ናብ ኣደባባይ ብምውፃእ ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…