Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ግንቦት ልዕሊ 18 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር እቶት ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ግንቦት ልዕሊ 18 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር እቶት ኣኪቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ወርሒ ግንቦት 23 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ንምእካብ ትልሚ ሒዙ ዝነበረ እንትኸውን፥ ልዕሊ 18 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር ብምእካብ 77 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰኔ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ረቂቕ በጀት መንግስቲ ፌዴራል 2013 ዓ.ም ብዝምልከት ብምዝታይ ንቀዋሚ ኮሚቴ ምምራሕ ወሲኹ…

ናይ ፌዴሬሽን ምክር ቤት ናይ ህዝብን ኣባይቲን ቆፀራ ኣናዊሑ፤ ኣፈጉባኤን ምክትል ኣፈጉባኤን መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰኔ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ስሩዕ ኣኼብኡ ዝጀመረ ናይ ፌዴሬሽን ምክር ቤት መበል ራብዓይ ናይ ህዝብን ኣባይቲን ቆፀራ ኣናዊሑ። ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ንድሕንነትን ጥዕናን ህዝቢ ክበሃል ከምዝተናውሐ እውን ተሓቢሩ። ዝምልከቶም ኣካላት ናይቲ ቫይረስ ዝርገሐን ጉድኣትን…

ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ብዝምልከት ዘለዋ ቅዋም ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ብዝምልከት ዘካይድኡ ዘለዋ ሰለስቲኣዊ ዘተ ትማሊ እውን ቀፂሉ ዉዒሉ። ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ብዝምልከት ዘለዋ ቅዋም ዕላዊ ገይራ። ሚኒስቴር ማይ፣…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዘድልዮም ሰባት ቁፀሪ ናብ 16 ሚሊየን ክብ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዘድልዮም ሰባት ቁፀሪ ናብ 16 ነጥቢ ሚሊየን ክብ ከምዝበለ ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን ካልኦት ሓገዝቲ ኣካላትን…

ኣብ መዓልቲ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዘኽእል ኣብ መዓልቲ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ንምፍራይ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ። ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ምስፍሕፍሑ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ማስክ ናይ…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝወድኡ ኣምባሳደር ኔዘርላንድ ኣሰናቢተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝወድኡ ኣምባሳደር ኔዘርላንድ ቤንጌት ቫንን ኣሰናቢተን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣምባሳደር ቤንጌት ቫንን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ብምምስጋን ኢትዮጵያ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሽሕን 187 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ – ሱዳን ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ኣትዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ዳይሬክተራት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ-ሱዳን ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ኣትዲቑ። 1 ሺሕን 520 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎን ኣዲስ ኣበባን ካርቱምን ዘረኽብን እቲ ፕሮጀክት፥ ንኽህነፅ ብመንግስታት…

ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ናብ 10 ሺሕ ዝፅግዑ ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሰብ መዚ ህንዲ ኣፍሊጦም። ሚኒስቴር ጥዕና ህንዲ ኣብ ዝሓለፉ 24…