Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ 31 ተወሰኽቲ ሰባት ቫይረሰ ኮረና ከም ዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት ውሽጢ 316 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም 31 ሰባት ቫይረሰ ኮረና ከም ዝተረኸቦም ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎዲፋይ ገሊፆም። እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ሰባት ክልተ ደቂ ኣንስትዮን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 176 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 636 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 176 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ረቂቕ ስትራቴጂ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ለስተ ረቂቕ ሕጊታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ምስ ኮርቢቲ ዝግበር ስምምዕነት ዕድጊት ሓይሊ፣ ረቂቕ ሕጊ ስትራቴጂ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ካልኣይ ረቂቕ ሕጊ ንግዲ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 8 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 8 ሚሊየን እንትበፅሕ ኣርባዕተ ሚሊየን ዝኾኑ ድማ ካፍቲ ሕማም ድሒኖም ተባሂሉ። ኣብ መላእ ዓለም በዝሒ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት 8 ሚሊየን 13 ሺሕን 893 ዝበፅሕ እንትኸውን፥ ካብዚኣቶም ድማ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ጂቡቲ ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌደዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ ርክብ ሶማሊያን ሶማሊ ላንድን ኣድሂቡ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ ዝነበሮም ተሳትፎ ዛዚሞም ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣብቲ ዘተ ንምስታፍ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም ነይሮም። ኣብ…

ስታፍ ኣባላት 4ይ ክፍለጦር ንፅጉማት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታፍ ኣባላት 4ይ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ኲሓን ወረዳ እንደርታን ንዝርከቡ ፅጉማት ክፋላት ማሕበረሰብ ልዕሊ ብር 218 ሺሕ ወፃኢ ብምግባር ዝተፈላለዩ ሓገዛት ኣበርኪቶም። እቶም ኣባላት ሰራዊት፥ ብምኽንያት…

ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፓ ዶባተን ይኸፍታ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣውሮፓ ብምኽንያት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣንቢረንኦ ዝነበራ ዕፅዋ ምፍኳስ ጀሚረን ተባሂሉ። እተን ሃገራት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚረን ግላጋሎት ካፌታ፣ ሬስቶራንት፣ ሹቕን ግልጋሎት ትራንስፖርት ህዝቢን ዝጅምራ እንትኾና፥ ዶባተን ከምዝኸፍታ እውን…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዕርቂን ሰላምን ክወርድ ምግባር ንውህደት እቲ ዞባ መሰረት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዕርቂን ሰላምን ክወርድ ምግባር ንውህደት እቲ ዞባ መሰረት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብ ጉዳይ ርክብ ሶማሊያን ሶማሌ ላንድን ኣድሂቡ ኣብ ጂቡቲ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 268 ሰባት እንትርከቡ 8 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 644 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 268 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸሞንተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ካብ ዝተለኸፉ ሰባት ኣስታት 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሐሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ካብ ዝተለኸፉ 7 ነጥቢ 6 ሚላየን ሰባት እቶም ልዕሊ 3 ነጥቢ 6 ሚልዮን ሐሹዎም ነናብ ገዘኦም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ሕዱር ሕማም ዝነበሮም፣ ኣረጋውያንን ናይ ምፅዋር ዓቕሞም ድኹም ኮይኑ ዝፀንሐን 425 ሺሕን 869 ሰባት…