Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ካፕቴናት ባቡር ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ንፈለማ እዋን ካፕቴናት ባቡር ኣመሪቑ። ቁፅሪ እቶም ተመረቕቲ 34 እንትኸውን፥ ን6 ኣዋርሕ ኣብ ቻይና ስልጠነኦም ክከታተሉ ከምዝፀንሑ ተገሊፁ። ሚኒስትር መጓዓዚያ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ዘመሓላለፍኦ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 109 ሰባት ብቫይረስኮሮና እንትተሓዙ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 118 ሰባት ካብቲ ሕማም ከምዝሓሾም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 102 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 109 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…

ሰሜንኮሪያ ምስ ደቡብኮሪያ ዘራኽባ ዝነበረ ቤትፅሕፈት ኣዕኒያቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰሜንኮሪያ ምስ ደቡብኮሪያ ዘራኸባ ዝነበረ ቤትፅሕፈት ከምዘዕነየቶ ሰብመዚ ደቡብ ኮሪያ ገሊፆም። እቲ ቤትፅሕፈት ክልቲኣት ሃገራት ንምርኻብ ብዝብል'ዩ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2018 ተጣይሹ። ሰሜን ኮሪያ ናብቲ ኣብ መንጎአን ዝርከብ ካብ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 3 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት 393 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ሰለስተ ደቂ ተባዕትዮ ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸበን ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዕድሚኦም ካብ 27 ክሳብ 45 ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። ብኻሊእ መዳይ ኣብ…

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ንዘካየደቶ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል 19 ቢሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበራ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ንዘካየደቶ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ሕብረት ኣውሮፓን ኣባል ሃገራትን 19 ቢሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ቤት ፅሕፈት ሕብረት ኣውሮፓ ከምዝበሎ፥ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንዘስዓቦ ቅልውላው ዝውዕልን እተን…

ሜጀር ጄኔራል ከፍያለው ኣምዴ ኣዛዚ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ግዝኣት ኣብዬ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሜጀር ጄኔራል ከፍያለው ኣምዴ ተሰማ ኣዛዚ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኣብ ግዝኣት ኣብዬ ዝተዋፈረ ሰራዊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንክኾኑ ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ሸይመሙዎም። ሜጀር ጄኔራል ከፍያለው ፃንሒት እዋን ስርሖም ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ሓምለ ንዝዛዝሙ…

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብርኡ ድርድር ትማሊ እውን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብርኡ ድርድር ትማሊ እውን ተሳሊጡ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ እቲ ዝተሳለጠ ድርድር ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ኣመላልኣ ግድብ ህዳሰን ዓመታዊ ፍፃመ…

ኣብ ሱዳን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 7 ሺሕ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሱዳን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ኣስታት 7 ሺሕን 435 ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብታ ሃገር ብምኽኒያት ኮቪድ-19  ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 468 ከምዝበፅሐ እውን ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ ካብ ዝተለኸፉ እቶም 2…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም። እቶም ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ካብ ምሕላው ሃገር ጎድና ጎድኒ ኣብ ሓለዋ ከባቢ እውን ብፂሒቶም ከምዝዋፅኡ ኣፍሊጦም። ሰራዊት…

ኣብ ዩኒቨርሲታት ኣርሲን ወላይታ ሰዶን መዓልቲ ወለንታታትን ሓምለዋይ ዓሸራን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲታት ኣርሲን ወላይታ ሰዶን መዓልቲ ወለንታታትን ሓምለዋይ ዓሸራን ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ፣ ልገሳ ደም፣ ምክፋል ማእዲን ተኻይዱ። ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር አፈወርቅ ካሱ ንፋና…