Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ ኣብ 2 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 274 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሳባት ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…

ተቐዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ሌተናል ጀኔራል መሐመድ ሃምዳን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቐዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ሌተናል ጀኔራል መሐመድ ሃምዳን ደጋሎ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ንምዝታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ተቐዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትር ጉዳያት…

ሳፋሪኮምን ሄሊዎስ ታዎርስን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ተሌኮም ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሳፋሪኮምን ሄሊዎስ ታዎርስን ኢትዮጵያ ንዘፈር ውልቀ ዘመቻቸወቶ ዕድል ንምጥቃም ድሌት ከምዘለዎም ኣፍሊጦም። ሄሊዎስ ታዎርስ መቐመጢኡ ኣብ ለንደን ዝገበረ ኣቕራቢ ግልጋሎት ቴሌኮም እንትኸውን፥ ሳፋሪኮም ድማ ዋና ቤት ዕዮኡ ኣብ ኬንያ ዝገበረ ኣብ…

መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ብፅኑዕ ዘሓመሙ ሰባት ንምሕካም ኣብ ጥቕሚ ምውዓሉ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ብፅኑዕ ዘሓመሙ ሰባት ንምሕካም ኣብ ጥቕሚ ምውዓሉ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ኣብ ቀዳማይ ዙር ውፅኢት ብኮቪድ-19 ብፅኑዕ ዝሓመሙ ሰባት ህይወቶም ንምትራፍ ከምዝኸኣለ እቲ ትካል…

ሓደ ሽቶ ሓምለዋይ ዓሸራ ምንካይ ምጉሕጓሕ ልሙዕ ሓመድ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓደ ሽቶ ሓምለዋይ ዓሸራ ምንካይ ምጉሕጓሕ ልሙዕ ሓመድ ዓለም ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ብርሰት ኣግራብን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ምስ ካልኦት መበገሲታት ተፀምቢሮም፥ በቢዓመቱ ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ምጉሕጓሕ ልሙዕ ሓመድ…

ኣብ ምሕላው ፅሬት ሰራሕተኛታት ፋብሪካን ጨርቀ መርቂ ኢንዱስትሪን ግንዛበ ንምዕባይ ዘኽእል ወፍሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢንዱስትሪ ጨርቀ መርቂ፣ ቆርበትን ክዳውንቲን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ፅሬት ሰራሕተኛታት ፋብሪካን ጨርቀ መርቂ ኢንዱስትሪን ግንዛበ ንምዕባይ ዘኽእል ወፍሪ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ዓውዲ ካብ ምዕባይ ጎድና ጎድኒ ኣብዚ…

ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዙርያ ዳግመ ግረባን ቀፃልነትን ልምዓት ደኒ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ክትሰርሕ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዙርያ ዳግመ ግረባን ቀፃልነትን ልምዓት ደኒ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ክትሰርሕ ኢያ። ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ደኒ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ድማ ኮሚሽን ከባቢ፣ ደኒን ንብረት ኣየርን ኢትዮጵያን ግልጋሎት ደኒ ደቡብ ኮሪያን…

ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝተቛረፁ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪሜርሊግ እንግኒዝ ድሕሪ 100 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም። ብዝተገበረ ስምምዕነት መሰረት እቶም…

ማይ ኣባይ ንብሕተይ ክጥቀም ዝብል ናይ ግብፂ ቅዋም ንዝተጀመረ ድርድር ማሕለኻ ኮይኑ ኢዩ – ኣይተ ገዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማይ ኣባይ ንብሕተይ ክጥቀም ዝብል ናይ ግብፂ ቅዋም ነቲ ከም ብሓዱሽ ዝተጀመረ ድርድር ማሕለኻ ምዃኑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ፥ ሓምሻይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ሰለስተኣዊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ካናዳ መዘነኦም ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም። ዶክተር ኣቢይ ነቲ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ህዝቢታት ክልቲአና ሃገራት ድሕሪ ኮቪድ-19 ዝህሉ ኩነታት ዓለም…