Fana: At a Speed of Life!

ስፔን ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣንቢራቶ ዝነበረት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔን ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣንቢራቶ ዝነበረት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒላ። እታ ሃገር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብምልዓል ዶባታ ንኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ክፍቲ ገይራ ኣላ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ስፔናውያን ንኣዋርሕ ተፈሊዮምዎም ዝነበሩ…

ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ሓዱሽ ህንፃ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ተረኺቦም ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ላዕለዋይ ኤታማጆር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል አደም መሃመድ፣ ምክትል ኤታማጆር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፣…

ጀነራል ሰዓረ መኮንን ዝተሰዉኡሉ ዝኽሪ ቀዳማይ እንትኽበር ብስሞም ዝተሰመየ ጎደና እውን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት መስዋእቲ ነበር ኤታማጆር ሹም ፌዴሪኢ ጀኔራል ሰዓረ መኮንን ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ምክትል ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማን ሓላፊ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ተስፋየ በልጅጌን…

ኢ/ር ታከለ ኡማ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ዝኽሪ 15 ሰነ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ዝኽሪ 15 ሰነ ኣካይዶም። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዕለት 15 ሰነ ንዝተሰዉኡ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ቀዳማይ ዓመት ንምዝካር ዝተሳለጠ…

መበል 32 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ መቐለ ቀፅሪ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። እቲ በዓል፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓትን ፣ ምክትል ኣዶ መንበር ህወሓት ተጋዳሊት ፈትለ ወርቅ…

ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ዑመር ቀመረዲን ምስ ቢቢሲ ዓረቢኛ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ቀዳማይ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕ 139 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ። ድድመ እቶም ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ዝተረጋገፁ ደቂ ተባዕቲዮ ካብ 17 ክሳብ 37 ኢዩ። እቶም…

ካውንስል መራኸብቲ ሓፋሽ ግብፂ ማዕኸናት ሚዲያ እታ ሃገር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንከይፅብፅቡ ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካውስል መራኸብቲ ሓፋሽ ግብፂ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ማዕኸናት ሚዲያ እታ ሃገር ንከይፅብፅቡ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ ካውንስል ኣብ ግብፂ ብዛዕባ ዘሎ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን ግብፂ ምስ ሊቢያ ብዛዕባ እትገብሮ ዘሎ ኲናትን ምንም ዓይነት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ናይ ሓባር ኣብ ዝኾኑ ከባቢያዊ ጉዳያት ብሓር ናይ…

ለበዳ ቫይረስኮሮና ናብ ሐዲሽን ሓደገኛ ኩነታትን የምርሕ ኣሎ – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ለበዳ ቫይረስኮሮና ናብ ሐዲሽን ሓደገኛ ኩነታትን የምርሕ ከምዘሎ ኣጠንቒቁ። ዳሬክተር ጄነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ተድሮስ ኣድሓኖም ከምዝበልወዎ፥ ትማሊ ሓሙስ 150 ሺሕ ሓደሽቲ መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ተመዝጊቡ። ፍርቂ ናይቶም…