Fana: At a Speed of Life!

ደቡብ ኣፍሪካ ፈላማይ ፈተነ ክታበት ቫይረስኮሮና ክትጅምር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክታበት ኮቪድ-19 ንምርካብ ኣብ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብዚ ሰሙን ፈላማይ ፈተነ ክታበት ክተካይድ እያ። እቲ ፈላማይ ዝኾነ ፈተነ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ኣፍሪካ ከም ዝካየድ ኣብ ጆሃንስበርግ ዝርከብ ዩንቨርሲቲ ዊትስ እዩ ኣፍሊጡ።…

ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ቅዋም ንካልኣይ ግዜ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ቅዋም ንካልኣይ ግዜ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብደብዳቤ ኣፍሊጣ። ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሕቶ ምቕራባ ስዒቡ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ…

ዋንጫ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋንጫ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ምትእኽኻብ እቶን ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ። እቲ ዋንጫ ኣብታ ክፍለ ከተማ 20 መዓልታት ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ኣብ ፃንሒቱ 36 ነጥቢ 6…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንወፃእተኛታት ቪዛ ንከይወሃብ ኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ መወዳእታ 2020 ንወፃእተኛታት ቪዛን ግሪን ካርድን ንከይወሃብ መምርሒ ኣመሓላሊፎም። እቲ ዝተውሃበ መምርሒ ተግባራዊ ክኸውን እንከሎ፥ ክኢላታት ቴክኖሎጅን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጅን፣…

ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ኢትዮጵያ ካብ ግብፂ ዝተሃቀኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዘኽሸፈ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ኢትዮጵያ 10፣ 12፣ 13ን 14ን ሰነ 2012 ዓ.ም መበገሲኦም/መንበሪኦም ግብፂ ዝኾኑ ገበነኛታት ሳይበር ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚን ፖለቲካዊን ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ንምፍጣር ዓሊሞም ዝሃቀንዎ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዘኽሸፈ…

ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ ጊዝያዊ ማእኸል ሕሙማት ቫይረስኮሮና ንክኸውን ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ ጊዝያዊ ማእኸል ሕሙማት ቫይረስኮሮና   ንክኸውን ከምዝተዳለወ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። 300 ቀሊል ምልክት ዘርኣዩን ምንም ዓይነት ምልክት ዘይብሎም ይኹን እምበር ኣብ መንበሪኦም ንምፅናሕ ምዕሩይ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዳንስኬ ዴንማርክን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕ 117 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ባንኪ ግሩፕ ዳንስኬ ዴንማርክን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕ 117 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዓነት ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር እቲ ባንኪ ጀልስፐር ፒተርሰን ምክትል ዳይሬክተር ኦላፍ ማርክ…

ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሓባር ግንዛበን ወፍሪን ንምፍጣር ምይይጥ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሓባር ግንዛበ ንመሓዝን ሃገራዊ ወፍሪ ንምፍጣርን ዝዓለመ ምይይጥ ኣብ ሚኒስቴር ሳይንስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ይካየድ ኣሎ። “ናይ ህልውና ፕጀክት” ብዝብል መሪሕ ቓል ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ዘተ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 131 ሰባት እንትርከቡ 84 ሰባት ድማ ካፍቲ ሕማም ድሒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 238 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 131 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር…

ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ፌዴሬሽን ትካላዊ ናይ ኣሰራርሓ ለውጢ ከምዝግበር ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ፌዴሬሽን ፌዴሬኢ ኣይተ ኣደም ፋራህ ትካላዊ ናይ ኣሰራርሓ ለውጢ ከምዝግበር ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ምስ ቀወምቲ ኮሚቴታት እቲ ባይቶ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ዳይሬክቶሬታትን፥ ሓዳሽ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወይዘሮ እፀገነት…