Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ። ንሰላም ክልልና ብሓባር ክንስለፍ ኢና፣ ሃገራዊ ምዕባለ ዕላዊ ንክኸውን ክንፅዕር ኢና፣ ብናይ ሓባር ፃዕሪ ሰላምና ክነረጋግፅ ኢና…

ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ከተማ ደባርቅ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ስልፊ ተኻይዱ። እቶም ሰልፈኛታት ዉሽጣዊ ሰላምና ብምፅናዕ ደጋዊ ፅዕንቶታት ብዓወት ክንዋፃእ ኢና፣ ሰላምና ኣብ ሕድሕድ ገዛና ኢያ፣ ኣብቲ ክልል ሕቶታት ብሰላማዊ መገዲ…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበሩ ውድድራት ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማታት በርሊን፣ ማድሪድን ዴጉን ኣብ ዝተገበሩ ውድድራት ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ከተማ በርሊን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ሙላቷ ተክሌ ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 6 ደቒቓን  53…

ኣብ ከተማ ገንዳ ውሃ ዝሳለጥ ዘሎ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ከተማ ገንዳ ውሃ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት፥ ንሕና ኢትዮጵያዊያን ንሃገርና ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን ግደና ክንዋፃእ ኢና፣ ብሒደት ፅንፈኛ ሓይሊታት ኣተሓሳስባን እኩይ ተግባርን ዝብተን…

ብሃገራዊ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምጥንኻር ጠመተ ብምሃብ ከምዝስራሕ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሃገራዊ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምጥንኻር ጠመተ ብምሃብ ከምዝስራሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ። እቲ ደገፍ፥ “ንሰላምና ዘብዒ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ 78 ዓመታት ጉዕዞ ዓወቱ ኣመልኪቱ ብፍሉይ ምድላው ናብ ካይሮ በረራ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ግልጋሎት ንሃብ ዝጀመረሉ መበል 78 ዓመት ኣመልኪቱ ፈላማይ በረራ ናብ ዝገበረላ ካይሮ ብፍሉይ ምድላው በረራ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 29 መጋቢት 1946 ብኣስመራ ኣቢሉ ናብ ግብፂ ካይሮ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሩዋንዳ ዝገበርዎ ኦፊሴላዊ ዑደት ብምዝዛም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሩዋንዳ ዝገበርዎ ኦፊሴላዊ ዑደት ብምዝዛም ከምዝተመለሱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ማንቸስተር ዩናይትድን ሊቨርፑልን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንቸስተር ዩናይትድን ሊቨርፑልን ዝገበረኦ ፀወታ ጨዋታ 2 ን 2 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ኣብ ሜዳኣ ዝተፃወተት ጋንታ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳዕና ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻደ መበል 20 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳዕና ንኣዳማ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10፡00 ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ንሃድያ ሆሳእና ዳዋ ሁጤሳ 45+6 ደቕ ከምኡ እውን…

ሩዋንዳ ካብ ዝነበረ ዘስካሕኽሕ ጨፍጫፍ ዓሌት ንደሓር ዳግም ንኽትህነፅ ኢትዮጵያ ንዘበርከተቶ አስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩዋንዳ ገጢሙዋ ካብ ዝነበረ ዘስካሕኽሕ ጨፍጫፍ ዓሌት ንደሓር ዳግም ንኽትህነፅ ኢትዮጵያ ንዘበርከተቶ አስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪባ። ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ መበል 30 ዓመት ጨፍጫፍ ዓሌት ሩዋንዳ ሎሚ መዓልቲ ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝኽሪ…