Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ እናተሳለጠ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ዘተ ብዘይ ውፅኢት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ እናተሳለጠ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ዘተ ብዘይ ውፅኢት ምዝዛሙ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢንርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ኣፍሊጦም። ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱድንን ግብፂን ንዘሓለፉ 11 መዓልቲታት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 212 ሰባት እንትርከቡ 7 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 181 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 212 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እውን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…

ንእታዎት ኢንድስትሪ ዝኾኑ መዓድናት ብዓቕሚ ሃገር  ንምሽፋን ይስርሕ ምህላዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኢንድስትሪ እታዎት  ዝኾኑ መዓድናት ብዓቕሚ ሃገር  ንምሽፋን ይሰርሕ ምህላዉ ሚኒስቴር መዓድንን ኢነርጂን ኢትዮጲያ  ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ  ሚኒስቴር  ንግድን ኢንዱስትሪን ብምዃን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብዚ ዓመት 58 ረቀቕቲ ኣዋጃት ከምዘፅደቐ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ፍሉይ ኣኼብኡ ኣብዚ ዓመት 58 ረቀቕቲ ኣዋጃት ከምዘፅደቐ ኣፍሊጡ። እቲ ባይቶ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብዝምልከት ናብ ኣባላቱ ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ፥ ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምዃን ምስዘፅደቖ ሓደ…

ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ክልተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ክልተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ከምዝወዓሉ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴራል ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ቀዳማይ ተጠርጣሪ ጥላሁን ያሚን…

ምህርቲ ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሰነ 62 ሺሕን 542 ቶን ምህርቲ ኣተዓዳዲጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምህርቲ ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሰነ 62 ሺሕን 542 ቶን ምህርቲ ብብር 3 ነጥቢ 72 ቢሊየን ምትዕድዳጉ ኣፍሊጡ። ኣብ ውሽጢ 22 ናይ ዕዳጋ መዓልቲታት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ፍርያታት ካብ ምትዕድዳጉ ብተወሳኺ ንዕድጊት ዝመፅእ መጠን ፍርያት…

ኣብ መበገሲ መሪሕ ትለልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ እናተኻየደ ዝርብ ዘተ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መበገሲ መሪሕ ትለልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያ ኣድሂቡ እናተኻየደ ዝርብ ዘተ ይቕፅል ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዛዕቡኡ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብምድሃብ ምይይጥ እናተገበረ ይርከብ ። ኣብቲ መሪሕ ትልሚ ልምዓት ዘፈር ቱሪዝም ክሳብ…

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ምስ መራሂተ መንግስት ጅመን ኣንጄላ መርክል ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሂተ መንግስት ጅመን ኣንጄላ መርክል ትማሊ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዛዕባ ምክልኻልን ምዕጋትን ዝርግሐ ኮቪድ-19 ከምዘድሃበ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣብ እዋን ዘተ…

ባይቶ ወከልቲ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ልዕሊ 476 ቢሊየን ብር ንክኸውን ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ጉባኤኡ፥ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ልዕሊ 476 ቢሊየን ብር ንክኸውን ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡፡ እቲ መጠን ገንዘብ  2012 ዓ.ም ምስ  ዝነበረ ዓመታዊ በጀት እንትነፃፀር ናይ 89 ቢሊየን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዉ ትካላት ንግዲ ይኹኑ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲን ውልቀን ናብ ስሩዕ ስረሖም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዉ ኣናእሽተይን ዓበይቲን ትካላት ንግዲ ይኹኑ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲን ውልቀን ካብ ትማሊ ጀሚሩ ናብ ስሩዕ ስረሖም ተመሊሶም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ ኣብ ዝገበሮ ትዕዝብቲ፥ እቶም ትካላት…