Fana: At a Speed of Life!

ፖለቲካዊ ኮነ ካሊእ ናይ ኣረኣእያ ኣፈላላያት ኣብ ጉዳይ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳስ ቦታ ከምዘይብሎም ምሁራን ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፖለቲካዊ ይኹን ናይ ብሄርን ካልኦት ኣፈላላያት ኣተሓሳስባን ኣብ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ጉዳይ ጥቕምን ቦታ ከምዘይብሎም ምሁራን ዩኒቨርስቲ ራያ ገሊፆም።   መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ ኣብ እኹል ግንዛበ ጉዳይ እቲ ግድብን ሃገራዊ…

መራኸብቲ ማዕኸናት ደንቢ ስነ-ምግባር ጋዜጠኝነት ብምኽባር ጎንፂ ንከይፍጠር ሞያዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ መራኸብቲ ማዕኸናት ደንቢ ስነ-ምግባር ጋዜጠኝነት ብምኽባር ጎንፂ ንከይፍጠር ሞያዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ኢሉ፡፡ እቲ ቤት ቤት ምኽሪ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ብቕንፀላ ኣይቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተሰመዖ ዓሙይቕ ሓዘን…

ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ቦርድ ኣይተ ጴጥሮስ ወልደሰንበት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበልዎ፥ መናእሰይ ኣብ መሀደሲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋ ከምዝተዘርገሐ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋ ከምዝተዘርገሐ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፋሪያት ካሚል፥ ኣካል ቅድመ መጠንቀቕታን ስርዓት ህፁፅ ምላሽን ዝኾነ ፕሮጀክት ቅድመ መጠንቀቕታ ብዕሊ ናብ ስራሕ ከምዝኣቲ ገሊፀን።…

ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ነሓሰ ከምዝጅመር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ነሓሰ ንምጅማር ኣድላዪ መሳርሒ ካብ ጣሊያን ናብ ኣኽሱም ምእታዉ በዓል መዚ መፅናዕቲን ሓለዋ ሓድጊን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ሙሉጌታ ፍስሃ ከምዝገለፁዎ፥ ሓወልቲ ኣኽሱም ካብ ዘንፀላለዎ…

ኣመላልኣ ማይ ግድብ ህዳሰ ተፈጥሮኣዊ ከይዲ ህንፀት ብዝሓለወ መልክዑ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመላልኣ ማይ ግድብ ህዳሰ ተፈጥሮኣዊ ከይዲ ህንፀት ብዝሓለወ መልክዑ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ገሊፆም። ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ሓዊሱ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፉሉ ኣብ ክሊ ዓቢዪ…

ብኩባንያ ኣሜሪካ ዝፈረየ ክትባት ኮቪድ-19 ኣብ ናይ መወዳእታ ብርኪ ፈተነ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሞደርና ዝተብሃለ ኩባንያ ኣሜሪካ ዘፍረዮ ክትባት ኮቪድ-19 ኣብ ደቂ ሰባት ንምፍታን ዘኽእሎ ብርኪ ፈተነ ምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ኩባኒያ ባዮ ቴክኖሎጂ ዘፍረዮ ክትባት ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ናብ ፈተነ ከምዝኣቱ እውን ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ኣብ…

ንሰብ ሞያታት ጥዕና ተኸታታሊ ስርዓት መዕበዪ ሞያ ከምብሓዱሽ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንሰብ ሞያታት ጥዕና ተኸታታሊ ስርዓት መዕበዪ ሞያ ብሓዱሽ መልክዑ ከምዝወሃብ ሚንስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር ከምዝበለኦ፥ ዘለናሉ ዘበን ሳይንስ ሕክምና ብዝለዓለ ብርኪ ዝዓበየሉን ምዕባለ ቴክኖሎጂ ዝተርኣየሉን ኢዩ።…

ዶናልድ ትራምፕ ሆንግኮንግ ካብ ዋሸንግተን ትረኽቦ ዝነበረት መሰል ፍሉይ ተራባሕነት ንኽቋረፅ ኣዚዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሆንግኮንግ ካብ ዋሸንግተን ትረኽቦ ዝነበረት መሰል ፍሉይ ተራባሕነት ንኽቋረፅ ኣዚዞም እቶም ፕዚዳንት፥ ከተማ ሆንግኮንግ ካብ ዋሸንግተን ብኹሉ ዓውዲ ዝወሃባ ዝነበረ መሰል ፍሉይ ተረባሕነት ዘቋርፅ ፕሪዚዳንታዊ ውሳነ…

ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዓመት ዘቑፀረ ናይ ቅድመ-ሰባት ዝግልገሉሉ ዝነበረ መሳርሒ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅድመ-ሰብ ትጥንቲ ቅድሚ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዓመት ካብ ዓፅሚ ጉማሬ ፀሪቡ ዝግልገለሉ ዝነበረ መሳርሒ ኣብ ኢትጵያ መካነ ሓድጊ ኮንሶ ከምዝተረኸበ ተረጋጊፁ። ብተመራመርቲ ጃፓንን ኢትዮጵያውያን ዝተረኸበ እቲ መገልገሊ መሳርሒ ብብዝሒ ዕድመን ጥበብ…