ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ኣብ ዝራእቲ ጉድኣት ከየስዕብ ዘኽእል ስራሕቲ ቅድመ ምድው ይግበር ኣሎ – ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ኣብ ዝራእቲ ጉድኣት ከየስዕብ ዘኽእል ስራሕቲ ቅድመ ምድው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኢታ ሕርሻ ዶክተር ማንደፍሮ ንጉሴ ምሽ ፋና ብሮድካስቲን ግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ…