Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ንዕዉትነት ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዕዉትነት ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ተወካሊ ክፍሊ ድሕንነትን ፓሊስን ጉዳይ ወፃኢ ከምኡ እውን ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ሕብረት ጆሴፕ ቦሬል ኣብ ክሊ ግድብ…

ኣብ ደምቢዶሎ ተምሃሮ ዓጊቶም ኢዮም ብዝብል ዝተጠርጠሩ 17 ውልቀሰባት ብገበን ግብረ ራዕዲ ክሲ ተመስሪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደምቢዶሎ ተምሃሮ ዓጊቶም ኢዮም ብዝብል ዝተጠርጠሩ 17 ውልቀሰባት ብገበን ግብረ ራዕዲ ክሲ ተመስሪቱሎም። ትማሊ ኣብ ውሽጢ ብእኒ ከሊፋ ኣብዱረሂማን ዝፅዋዕ መዝገብ ክሲ  17 ውልቀ ሰባት ብላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ በቢብርኮም 3 ክሲ ተመስሪቱሎም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምኡ እውን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ሬዲዋን ሑሴንን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 14 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 14 ሚሊየን ምዝያዱ ተገሊፁ። ኣብ መላእ ዓለም ብሰንኪ 'ቲ ቫይረስ ልዕሊ 600 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ እውን ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ዝነበሩ 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሰባት…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ መበል 87 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ኣዋጅ ስምምዕነት ልቓሕ ኣመልኪቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ካብ ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኮሪያ ዝተረኸበ…

ርኽክብ 5 ሺሕን 910 ፓምፕን ጄኔሬተርን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እቶት ንምስስን ብመሰረት ዝተውሃበ ትኹረት ትማሊ ርኽክብ 5 ሺሕን 910 ፓምፕን ጄኔሬተርን ተኻይዱ። ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ዝህሉ ፅዕንቶ ንምቕናስ መእንታን ክከኣል ንዓውዲ መስኖ ካብ ዝተሰለዐ 16 ቢሊየን ብር ብተወሳኺ 1 ነጥቢ 6…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 344 ሰባት እንንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 407 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 344 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ቁፅሪ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም…

ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ዓፂየንኦ ዝነበራ ስራሕቲ መጋባእያ ካብ 13 ሓምለ ክጅምራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ ወርሒ 10 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚረን ብኽፋል ዓፂየንኦ ዝነበራ ስራሕቲ መጋባእያ ካብ 13 ሓምለ 2012 ዓ.ም ጀሚረን በቢብርኩ ስሩዕ ስረሐን ከምዝጅምራ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ካብ 13 ክሳብ 30 ሓምለ 2012 ዓ.ም…

ኣብ ከከባቢና ንዝርከቡ ነጋዶ ጎንፂ ብሓባር ንከላኸል – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትጵያ ንዝርከቡ ነጋዶ ጎንፂ ብሓባር ንከላኸል ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፥ ኣብ…

ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ዓዲ ዝኾኑ ናይ ቱሪዝም ከባቢታታ ብኦንላይን ምፍላጥ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ዓዲ ዝኾኑ ናይ ቱሪዝም ከባቢታታ ብኦንላይን ምፍላጥ ምጅማራ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። ዘፈር ቱሪዝም ለበዳ ኮቪድ-19 ዘሕደረሉ ፅዕንቶ ዘንሳዕርረሉ ኣንፈት ብምቕማጥ ሰለስተ ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ከምዝሃቀነ ዳይሬክተር…