Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 304 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 56 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 304 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ቫይረስ ካብ ዝተረኸቦም ሰባት 157 ካብ ኣዲስ ኣበባ ፣ 36…

ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝተፈተነ ክትባት ፀረ-ቫይረስ ኮሮና ዓቕሚ ምክልኻል ሰባት ከመሓይሽ ምኽኣሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዩኒቨርስቲ ኦክስፎርድ ዝተዳለወ ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈቲኑ ፅቡቕ ውፅኢት ምምፅኡ ተገሊፁ። በቲ ዩኒቨርሲቲ ዝተሰናድአ እቲ ክትባት ድሕንነቱ ዝተሓለወን ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ሰባትን ከምዘመሓይሽ ምርግጋፁ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን የጋጥም ዝነበረ ውሕጅ ብምትራፍ ተወሳኺ ቦታ ሕርሻ ክረኽቡ ከምዝገበሮም ሓረስቶት ሱዳን ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን የጋጥም ዝነበረ ውሕጅ ብምትራፍ ተወሳኺ ቦታ ሕርሻ ክረኽቡ ከምዝገበሮም ሓረስቶት ሱዳን ተዛሪቦም። ኣልጀዚራ ዘዘራረቦም እቶም ሓረስቶት፥ ግድብ ህዳሰ ኣብ “ግሬት ዳም” ግብፂ ከበቢ ዝርከብ ቦታ ዝተስተኻኸለ ፍሰት ማይ…

ብኢትዮጵያዊ መንእሰይ ዝተምሃዛ ክልተ ውፂኢታት ፈጠራ ድሮን ዕላዊ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኢትዮጵያዊ መንእሰይ ናኦል ዳባ ዝተምሃዛ ክልተ ውፂኢታት ፈጠራ ድሮንን መለክዒ መጠን ረስኒ ቫይረስ ኮሮናን ዕላዊ ኮይነን። እተን ብመንእሰይ ዝተመሃዛ ውፅኢታት ፈጠራ፥ ንግልጋሎት ሕርሻን ዘፈር ኮሙዩኒኬሽንን ዝውዕላ ክልተ ድሮናትን ካብ ንኽክእ ኢድ…

ብኽፋል ተዓፂየን ዝነበራ ስራሕቲ መጋባእያ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኽፋል ተዓፂየን ዝነበራ ስራሕቲ መጋባእያ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ተገሊፁ። ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ ወርሒ 10 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚረን ስራሕቲ መጋባእያ ብኽፋል ዓፂየን ከምዝነበራ ይፍለጥ።…

ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ንፈለማ እዋን መንኮራኹር ናብ ማርስ ኣበጊሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ንፈለማ እዋን መንኮራኹር ናብ ፕላኔት ማርስ ኣበጊሳ። እታ መንኮራኹር 500 ሚሊየን ኪሎ ሜትሮ ትጓዓዝ እንትትከውን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ወርሒ ለካቲት 2021 ኣብ ማርስ ክትበፅሕ ኢያ ተባሂሉ። እዋን ምብፃሕ እታ…

ኣብ ክልል ሲዳማ መሰረታዊ ሕቶ ህዝቢ ንምምላስ ዘኽእል ኣወዳድባ እናተዘርገሐ ምዃኑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ መሰረታዊ ሕቶ ህዝቢ ንምምላስ ዘኽእል ኣወዳድባ እናተዘርገሐ ምዃኑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ምስ ግዜኢ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበሉዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝግበር ውዳበ ኣብቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሱ። እቲ ዑደት ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ካብ 10 ሺሕ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ካብ 10 ሺሕ ከምዝዛየደ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 334 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 704 ሰባት…

ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ስዒቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ዘካየዶ ትዕዝብቲን ዝረኸቦ ርካቦትን ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ሰብኣዊ መሰል ስዒቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴሪኢ ዘካየዶ ትዕዝብቲን ዝረኸቦ ርካቦትን ዕላዊ ገይሩ። እቲ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ወርሒ ግንቦት 2012 ዓ.ም…