ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንመላእ ህዝበ ሙስሊም እንኳዕ ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል ዓረፋ ንኢትዮጵያውያን…