Fana: At a Speed of Life!

ኮቪድ 19 ንምፍዋስ ዘኽእል ክታበት ንምርካብ ዝግበር ፃዕሪ ዘይክዕወት ይኽእል ኢዩ ክብል ውድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ክታበት ቫይረስኮሮና ንምርካብ ዘሎ ተስፋ ክመናመን ይኽእል'ዩ ክብሉ ኣጠንቂቖም። እቶም ዳይሬክተር ጀነራል፥ ቫይረስኮሮና ንምፍዋስ ዘኽእል ቀጥታዊ መፍትሒ ኣብዚ ሕዚ እዋን የለን፤…

ሰለስተኣዊ መድረኽ ድርድር ግድብ ህዳሰ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ዝተጀመረ ሰለስተኣዊ መድረኽ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ እውን ይቕፅል ኣሎ። ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ዝሳተፍሉ እቲ ሰለስቲኣዊ ድርድር ብቪዲዮ ኮንፍረንስ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 583 ሰባት እንትርከቡ 26 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 907 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 583 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝኸውን ፍቱን መድሓኒት ዘይክህሉ ይኽእል ኢዩ – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝኸውን ፍቱን መድሓኒት ዘይክህሉ ከምዝኽእል ውድብ ጥዕና ዓለም ኣተሓሳሲቡ። ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ መርብ ሓበሬታ ቪዲዮ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ነቲ ቫይረስ ዝከላኸል…

ቅድሚ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ ዝኾነ ይኹን ምዝገባ ተምሃሮ ምክያድ ኣይከኣልን – ሚኒስቴር ትምህቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ ዝኾነ ይኹን ምዝገባ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ምክያድ ከምዘይከኣል ሚኒስቴር ትምህቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓበሮ፥ ዝተወሰና ናይ ውልቀ ኣቢያተ ትምህርቲ ምዝገባ ተምሃሮ ንምግባር ንወለዲ…

ተቛሪፁ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕን ንግዚኡ ተቛሪፁ ዝነበረን ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስቴሩ እንደገለፀውም በአፍሪካ ህብረት መሪነት ለ11 ቀናት ሲካሄድ ቆይቶ ከሁለት…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ ፍርቂ ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ ፍርቂ ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር 511 ሺሕን 485 ሰባት በቲ ቫይረስ እንትልከፉ፥ 8 ሺሕን 366 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ደቡብ ኣፍሪካ ካብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ኩለን ወረዳታት ብመገዲ ኣስፋልት ንምርኻብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ኩለን ወረዳታትን ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዘራኽቡ መገዲታትን ብመገዲ ኣስፋልት ንምርኻብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ዕዮ ምስ ሚኒስቴር ትጋንስፖርትን ተፀዋዕቲ ትካላትን…

ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ድማ ምክትል ከንባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ይቕርቡ ኣለዉ።…

ግድብ ህዳሰ ከምቲ ብሃድነት ፀቢቕናን ደሚቕናን ዝጀመርናዮ፤ ኣምሒሩልናን ደሚቕናን እናሃለወ ክንዛዝሞ ኢና – ም/ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ከምቲ ብሃድነት ፀቢቕናን ደሚቕናን ዝጀመርናዮ፤ ኣምሒሩልናን ደሚቕናን እናሃለወ ክንዛዝሞ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። “ግድብ ህዳሰ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝበፅሐሉ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ናይ ትማሉ…