Fana: At a Speed of Life!

መናእሰይ ትግራይ ብሰናይ ተበግሶኦም ክረምታዊ ወፍሪ ግልጋሎት ብምክያድ ልዕሊ 224 ነጥቢ 1 ሚልየን ብር ካብ ወፃኢ ኣድሒኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ትግራይ ብሰናይ ተበግሶኦም ክረምታዊ ወፍሪ ግልጋሎት ብምክያድ ልዕሊ 224 ነጥቢ 1 ሚልየን ብር ካብ ወፃኢ ከምዘድሓኑ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ገሊፁ። ኣብ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ ላዕለዋይ ክኢላ ምዕባይ ተሳትፎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ካብ ሽይጣት መፅሓፍ “መደመር” ዝተረኸበ 110 ሚሊየን ብር ንህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ሽይጣት መፅሓፍ “መደመር” ዝተረኸበ 110 ሚሊየን ብር ንህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም። እቲ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዝህነፁ ኣብያተ ትምህርቲ ዘረከቡ እንትኾኑ፥  ቀዳማዊት…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሞም ብሞየኦም ኣብ ምግልጋል እናሃለዉ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዶ/ር ፍሰሃየ ኣለምሰገድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ) ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሞም ብሞየኦም ኣብ ምግልጋል እናሃለዉ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዶ/ር ፍሰሃየ ኣለምሰገድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ዶ/ር ፍስሃየ ኣለምሰገድ ተስፋሚካኤል ካብ ኣብኦም ኣይተ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ካብ መሸጣ መፅሓፍ ምድማር ዝተረኸበ ብር 110 ሚሊየን ንመህነፂ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ መሸጣ መፅሓፍ ምድማር ዝተረኸበ ብር 110 ሚሊየን ንመህነፂ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም። እቶም ቀደማይ ሚኒትር እቲ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዝህነፁ ኣቢያተ ትምህርቲ ዘረከቡ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 552 ሰባት እንትርከቡ 15 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 203 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 552 ሰባት እንትርከቡ 15 ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ…

ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብዝተተሓሓዘ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ትማሊ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። 22 ሰነ 2012 ዓ.ም ምሸት ከባቢ ሰዓት 3 ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ምቕንፃሉ ስዒቡ፥ ብገበን ቅንፀላ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ መልካበሎ ብዘጋጠመ ሓዳጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ መልካበሎ ብዘጋጠመ ሓዳጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ከምዝሓለፈ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዲቪዥን ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ኮሚሽን ኢኒስፔክተር ቶሎሳ ጎሹ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ኣብ ኣፍሪካ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 1 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ ሓደ ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። 22 ሺሕን 114 ሰባት ድማ ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወቶም ሓሊፉ ተባሂሉ። ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ቫይረስ ኮሮና ካብ ውሽጢ ዝተረኸቦም ሰባት ፍርቂ…

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነበሩ 218 ኢትዮጵያወያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ካብ ስራሕ ወፃእ ዝኾኑ፣ ኣብ ማእሰርቲን ስደትን ዝነበሩ 218 ኢትዮጵያወያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቓል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር…

ባይቶ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ደቡብ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምክያድ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ወይዘሮ ሄለን ደበበ፥ “ናይ ዘበናት ሕቶን ኒሕን ህዝቢታት ዝኾነ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ናብ ውፅኢት ምቅራቡን ቀዳማይ…