Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ሊባኖስ መንግስቶም ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሊባኖስ ሓሰን ዳያብ መንግስቶም ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ኣፍሊጦም። በቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ከተማ በይሩት ዘጋጠመ ኣዕናዊ ምፍንጃር ነትጒ ልዕሊ 220 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ይዝከር። ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ነትጒን ብናይ መንግስቲ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 20 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 20 ሚሊየንን 90 ሽሕን 541 በፂሑ። ኣብ መላእ ዓለም ብሰንኪ ‘ቲ ቫይረስ ልዕሊ 735 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ እውን ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ዝነበሩ 12 ነጥቢ 2 ሚሊየን…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሱማሌ ብሓደጋ ዉሕጅ ንዝተጎድአት ክልል ዓፋር ሓገዝ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሱማሌ ብሓደጋ ዉሕጅ ንዝተጎድአት ክልል ዓፋር ሓገዝ ሂቡ። ክልል ሶማሌ 300 ካርቶን ዘይቲ ብልዒ፣ 350 ኩንታል ሕሩጭ፣ 566 ኩንታል ሩዝ፣ 620 ኮበርታ፣ 520 ቴንዳታት መከላኸሊ ዝናብ ከምኡውን ሰብ ሞያ ጥዕና ከምዝለኣኸ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 773 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 11 ሺሕን 39 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 773 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ኣኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገቦም ዝሓዘ ዳይና ንኽለዓለሎም ስምዕታ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ መዝገብ መሰኻኽር ምስማዕ ጀሚሩ ዝነበረ ይኹን እምበር ኣኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገቦም ዝሓዘ ዳይና ካብ መዝገቦም ንኽለዓለሎም ስምዕታ ኣቕሪቦም። እቲ መጋባእያ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ መጋባእያ ኣራዳ…

ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 5 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 20121(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ኩፅሮም ካብ ሓሙሽተ ሚሊየን ምሕላፉ ተገሊፁ። ብብርኪ ዓለም በቫይረስ ኮሮና ብልዑል ኩነታት እናተሃሰየት ትርከብ ኣሜሪካ ብምኽንያት እቲ ቫይረስ 162 ሺሕን 455 ዝኾኑ ዜጋታታ ስኢና ኢያ። ከም…

ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 10 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ኣቕሪቦም። ኣብ ፀብፃቦም ድማ ኣብቲ…

ኣብ ሞንጎ ህዝቢን መንግስቲን ምጥርጣር ብምፍጣር ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታት ዞባ ወላይታ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ሕቶ ህዝቢ ብሰላማዊ መገዲ ከይፍታሕ፣ ኣብ ሞንጎ ህዝቢን መንግስቲን ምጥርጣር ንኽፍጠርን ለውጡ ምስዘይቕበሉ ኣካላት ብሓባር ይሰርሑ ነይሮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ሰላምን…

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብምኽንያት ሕክምና ዘቕረቡዎ ናይ ዋሕስ ሕቶ ቤት ፍርዲ ውድቂ ገይሩዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብምኽንያት ሕክምና ዘቕረቡዎ ናይ ዋሕስ ሕቶ ቤት ፍርዲ ውድቂ እንትገብሮ መርማሪ ፖሊስ ንመወዳእታ እዋን ምርመርኡ ዛዚሙ ንኽቐርብ ተወሳኺ ሸውዓተ መዓልቲ ፈቒዱሉ። ኣብ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ቢሾፍቱ ንካልኣይ ግዘ…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት አቲ ክልልን ሃገርን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት አቲ ክልልን ሃገርን ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ባህርዳር ይዛተዩ ኣለዉ። ንኽልተ መዓልቲ ዝፀንሕ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝተመዝገቡ ውፅታትን ዘጋጠሙ ማሕለኻታትን ብምፍላይ ናይ…