Fana: At a Speed of Life!

ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ቀረብ ምትእስሳር ፍርያት ማዕበልቲ ሃገራት ንምቁፅጣር ዝሕግዝ መርሃግብሪ 6 ነጥቢ 85 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ብምትሕብባር ቀረብ ምትእስሳር ፍርያት ማዕበልቲ ሃገራት ንምቁፅፃር ዝውዕል መርሃግብሪ 6 ነጥቢ 85 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ። እቲ መርሃ-ግብሪ ኣብ እዋን ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ማዕበልቲ ሃገራት…

ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ቸልሲ ዊሊያን ብውዕሊ ሰለስተ ዓመት ናብ ጋንታ ኣርሰናል ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ኣማካር ዊሊያን ናብ ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣርሰናል ብውዕሊ ሰለስተ ዓመት ተፀምቢሩ። ዊሊያን ካብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቸልሲ ብምልቃቕ ኢዩ ብናፃ ናብ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል ኣምሪሑ ዘሎ። ወዲ 32 ዓመት…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕረታ ክፍትሑ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፤ 8 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስኮሮና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 07 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ብምኽንያት ቫይረስኮሮና 38 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከበኦም 1 ሺሕን 568 ተሃነፅቲ ሕጊ ድሕንነቶም ንምሕላው ብይቕረታ ክፍትሑ ከምዝተወሰነ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል…

ኣብ 7 ሃገራት ኣፍሪካ ምርመራ ዓቕሚ ምክልኻል ሰውነት ቫይረስ ኮሮና ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪካ ምርመራ ዓቕሚ ምክልኻል ሰውነት ቫይረስ ኮሮና ክጅመር ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ምርመራ ዓቕሚ ምክልኻል ሰውነት፥ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ቫይረስ ኮሮና ኣብ…

ትእምት ሓደጋ ውሕጅ ንዝበፅሖ ህዝቢ ዓፋር ልዕሊ ብር 2 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምግባረ-ሰናይ ትእምት ምስ ትራንስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ብምኽንያት ምምላእ ሩባ ኣዋሽ ንሓደጋ ውሕጅ ዝተቓልዑ ወገናት ልዕሊ ብር 2 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ። ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ኣስሓይታ ብምኽንያት እቲ ሓደጋ ካብ ቤት…

ባይቶ ክልል ዓፋር ልዕሊ ብር 7 ቢሊዮን ኮይኑ ዝቐረቡ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ ክልል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣብ ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ልዕሊ ብር 7 ቢሊዮን ኮይኑ ዝቐረቡ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ ክልልን ዝተፈላለዩ ሽመታትን ኣፅዲቑ። ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ክልል ዓፋር…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ን14 ሺሕን 540 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 1 ሺሕን 86 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ 16 ሰባት ህይወቶም ዝሰኣኑ እንትኾኑ፥ ብሓፈሻ ብምኽንያት…

ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጂን ምስ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ተግባራዊ ዝኸውን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጂን ምስ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ተግባራዊ ዝኸውን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀከት 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ በጀት ዝተትሓዘሉ እንትኸውን፥ ኣብ ንኡስ ተፋሰስ ኣባይ ዘለዋ…

ኣብ ትግራይ 552 ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝገበሩ ወገናት 109 ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2012ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 552 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ተገይሩሎም 109 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሓቢሩ።   እቲ ቢሮ ኣብ ድህረ ገፁ ከምዝገለፆ፣ ካብቶም እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም…

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ከብፅሖ ኢዩ ተባሂሉ ካብ ዝተገመተ ጉድኣት ኣድሒኑና ኢዩ- ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ከብፅሖ ኢዩ ተባሂሉ ካብ ዝተገመተ ዝኸፍአ ጉድኣት ኣድሒኑና ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ገሊፆም። መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን  ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ ንዝተጣየሸ…