Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ነዳዲ ዝፀዓና ኣርባዕተ መራኽብ ኢራን ዓጊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ነዳዲ ፅዒነን ናብ ቬንዝወላ ዝጓዓዛ ዝነበራ ኣርባዕተ መራኽብ ኢራን ከም ዝሓዘት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ፍትሒ እታ ሃገር ከምዝበሎ፥ ነተን ነዳዲ ዝፀዓና መራኽብ ብዕውት መገዲ ከም ዝሓዘን ኣፍሊጡ ኢዩ። እንተኾነ እተን ነዳዲ ዝፀዓና መራኽብ…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ብሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ንምሕጋዝ ዓሊሙ ሎሚ ንጎሆ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ።   ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ፥…

ኣብ ትግራይ ትማሊ ን987 ሰባት ብዝተገበረ ላብራቶሪ  131 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ ን987 ሰባት ብዝተገበረ ላብራቶሪ  131 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓደ ኣብ ማእኸል መሐከሚ መቐለ ኣብ ክትትል ከቢድ ፅኑዕ ሕክምና ዝነበሩ ወዲ 70 ዓመት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ምምልኻዕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምምልኻዕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ፥ ኣብ ፅባቐ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓለ ለውጢ ንዝገበሩን ገንዘቦም፣ ጊዜኦምን ጉልበቶምን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 38 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 17 ሺሕን 323 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 38 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘቐመጡዎ ፅሑፍ፥ “ምስሊ ከተማና ዝለዓለ ለውጢ ንኸርኢ ንዝገበሩን ገንዘቦም፣…

ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ኣይተ እስክንድር ነጋ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ምስማዕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ላእለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣብ እኒ ኣይተ እስክንድር ነጋ ብዝተጠርሩዎ ገበን ምልዕዓል ጎንፂ ሕድሕድን ሃይማኖትን መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ንመጋባእያ ኣመዝጊቡ። ብመሰረት እዚ ኣብ መበል 3ይ፣ 5ይ፣ 6ይን 7ይን ታራ ቑፅሪታት ዝተመዝገቡ መሰኻኽር…

ኢትዮጵያ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተጀመረ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ተፀምቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተጀመረ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምፅምባራ ኣፍሊጠን። ናብቲ ወፍሪ “ማስክ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ምፀምባራ እውን ገሊፀን። ኣብቲ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ…

ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 700 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል700 ሺሕን 506 ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ምግባሩ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ማሕበረሰብ ዳያስፖራ፥ ግድብ ህዳሰ ህንፀት ካብ ዝጀመረሉ እዋን ኣትሒዙ…

ኣብ ዝቕፅሉ ናይ ክረምቲ ኣዋርሕ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝናብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ናይ ክረምቲ እዋናት ኣዋርሕ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝናብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኤጀንሲ ብሄራዊ ሚቲዮሮሎጂ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ምዕራብን ሰሜን ምዕራብን ኢትዮጵያ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝኾነ መጠን…