Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ብር 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ብር 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት ቀረበረ መረገረቢ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዘስዓቦ ፅዕንቶ ንፀገም ዝተቓልዑ ካብ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ከተማ፣…

ሚኒስቴር ሰላም ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት፣ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዘሳለጦ ምይይጥ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ፌዴሪኢ ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት፣ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንሽዱሽተ መዓልቲታት ከሳለጦ ዝቐነየ ምይይጥ ብዓወት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ። እቲ ምይይጥ ምኽባር ሕጊን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ዝተዳህሰሱሉ እንትኸውን፥…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ትማሊ ቀፂሉ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ትማሊ ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ኣብ ሞንጎ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝካየድ ናይ ሓባር…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 982 ሰባት እንትርከቡ 19 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 769 ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ተወሰኽቲ 982 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 29 ሺሕን…

ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ግንዛበ ንምፍጣርን ሃገራዊ ወፍሪ ንምብርትታዕን ዝሕግዝ ውድርድር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ናሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ግንዛበ ንምፍጣርን ሃገራዊ ወፍሪ ንምብርትታዕ ዝሕግዝ ውድርድር ዕላዊ ገይሩ። ረብሓ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ዘፋልጥ ወፍሪ “ማስክ ኢትዮጵያ” ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዕላ ተገይሩ…

ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ንከተማ ባህርዳር ብር 42 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር 42 ሚሊየን ንከተማ ባህርዳር ሓገዝ ገይሩ። ኣብቲ ዝተገበረ ሓገዝ ኣድሂቡ ድማ፥ መተሓባበሪ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ቫይረሰ ኮረና ዶክተር ሙሉነሽ ኣበበ፣ ሓላፊ ቢሮ…

ስትራቴጂ ሎጂስቲክስ ተግባራዊ ምግባር ፀገማት እቲ ዓውዲ ኣብ ምፍታሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ብሄራዊ ሎጂስቲክስ ተግባራዊ ምግባር ኣብ ኣሰራርሓ እቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናገበረ ምዃኑ በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ገሊፁ። ስትራቴጂ 10 ዓመት ብሄራዊ ሎጂስቲክስ ብብርኪ ሃገር እናተዳለወ…

“መኣዲ ንሃገር” ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኣዲ ንሃገር ኢትዮጵያውያን፣ ትልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያንን ንምዕባለ ኢትዮጵያ ኣሰሮም ዘንብሩሉ ኢዩ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተገበረሉ እዋን፥ “ገንዘብ፣ ፍልጠትን ጉልበትን…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 1 ሺሕን 652 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 22 ሺሕን 252 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 652 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ትማሊ ቁፅሪ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝቐመጡ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝፍፅሞም ዘለዉ ተግባራት ከምዝድግፉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ምስ ዝቐመጡ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ዓለም ለኻዊ ትካላትን ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ከንቲባ ብዋናነት ኣብ ምገባ ተምሃሮ፣ ማእኸላት ስራሕቲ ኢደጥበበን ኣይኖን ሓዊሱ ካልኦት ኣብታ ከተማ…