Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ክልል ሃረሪ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመተ 2013 እቲ ክልል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ሃረሪ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመተ 2013 እቲ ክልል ኣፅዲቑ። ባይቶ ክልል ሃረሪ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ትማሊ እውን ቀፂሉ ኣካይዱ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ትማሊ ውዕሉኡ ብር…

ኣብ ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 386 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 28 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 22 ሺሕን 101 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 386 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…

ዓውዲ ውልቀ ምህዞ ብዝተሓወሶ መገዲ እቶት ብምዕባይ ኣብ ኢንዱስትሪ ቡና እንተሰሪሑ ዝሓሸ ውፅኢት ክርከቦ ይኽእል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓውዲ ውልቀ ምህዞ ብዝተሓወሶ መገዲ እቶት ብምዕባይ ኣብ ኢንዱስትሪ ቡና እንተሰሪሑ ዝሓሸ ውፅኢት ክርከቦ ይኽእል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቡና ኢትዮጵያ እታዎታት ብምውሳኽ…

ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይመን። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ፌዴራል ኣብ ዝተውሃበ ሹመት፥ ሚኒስትር ማዕድንን ነዳዲን ንክኾኑ…

ኣምነስቲ ኢንተርናሽል ቅድመ ሐዚ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘውፅኦ ፀብፃብ ስሕተት ከምዝኾነ ብምግላፅ ይቕሬታ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምነስቲ ኢንተርናሽል ቅድመ ሐዚ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘውፅኦ ፀብፃብ ስሕተት ከምዝኾነ ብምግላፅ ይቕሬታ ሓቲቱ። ኣምነስቲ ኢንተርናሽል ዝተብሃለ ትካል ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘውፅኦ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝተሰሓሓተ መረዳእታ ከምዝኾነ ብምርግጋፅ ካብ መርበብ…

ቤት ፍርዲ ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ኣብ ልዕሊ ዝወዓሉ ውልቀ ሰባት ፖሊስ ምርመራ ንክገብር ተወሳኺ 10 መዓልቲ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ ፖሊስ ምርመራ ንክገብር ቤት ፍርዲ ተወሳኽቲ 10 መዓልቲ ፈቒዱ። ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ…

ንመተኣኻኸቢ እቶት ፕሮጀከት መኣዲ ሃገር ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል መልእኽቲ ቁፅሪ 333 ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመተኣኻኸቢ እቶት ፕሮጀከት መኣዲ ሃገር ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል መልእኽቲ ቁፅሪ 333 ዕላዊ ኮይኑ። ንመኣዲ ሃገር ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ንምዕባለ ኢትዮጵያ ኣሰሮም ዘንብርሉ ንክኸውን ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ምዃኑ…

ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሑጅ ዝተኸበቡ ወገናት ብሄሊኮፕተር ናይ ምውፃእ ስራሕ ምዝዛሙ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሑጅ ተኸቢቦም ዝነበሩ ወገናት ብሄሊኮፕተር ናይ ምውፃእ ስራሕ ምዝዛሙ ቤት ፅሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስነት ምግብን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣባላት ምክልኻል ሃገርን ሓይሊ ኣየርን ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ መንግስቲን ህዝብን…

ብብርኪ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት 22 ሚልየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት 22 ሚልየን ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ቁፅሪ ዝሞቱ ድማ ልዕሊ 774 ሺሕ በፂሑ'ሎ። ዝለዓለ መልከፍትን ሞትን ኣመዝጊባ ዘለ ግን ኣመሪካ እያ። ኣብታ ሃገር ጥራሕ ልዕሊ 5 ነጥቢ 4 ሚልየን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ 10 ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ 10 ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም።   ብመሰረት እዚ፦   1. ዶ/ር ቀንዓ ያደታ፥ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር   2. ዶ/ር ጌድዮን ጢሞቴዎስ፥ ላዕለዋይ…