Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 829 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 23 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 829 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…

ግድብ ህዳሰ ተምሳሌት ምትሕብባር ኢትዮጵያውያን ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ክንተሓባበር እንተለና እንታይ ምዕዋት ከምእንኽእል ዘምሃረ ፕሮጀክት ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ገሊፆም። እቲ ግድብ ኣብዚ ሐዚ እዋን ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ይሸጋገር ብምህላዉ ዜጋታት ዝገብርዎ ተሳትፎ…

ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ኩባኒያ ሪችላንድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማይሕር ፈተነ ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ በባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቡሬ ብኩባኒያ ሪችላንድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝህነፅ ዘሎ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ፈተነ ፍርያት ጀሚሩ። ብልዕሊ ብር 991 ሚሊየን ዝተሃነፀ እቲ ፋብሪካ ኣብዚ ሕዚ እዋን ናብ ብርኪ ፈተነ ከምዝኣተወ…

ውድድር ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ክሽየጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራት ፕሪሜር ሊግ ብቴሌቪዝን ከመሓላልፉ ንዝኽእሉ ትካላት ክሽየጥ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ተወታታት ኩዕሾ እግሪ ፕሪሜርሊግ ኣብ ሞንጎ 16 ጋንታታት ኣብ ሜደአንን ካብ ሜደአን ወፃኢን ብዝብል…

ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መናእሰይ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መናእሰይ ትፅቢት ዝግበረሎም ሓላፍነት ክዋፅኡ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣተሓሳሲበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ጥዕና መናእሰይ ተረኺበን…

ውድብ ጥዕና ዓለምን ዩኒሴፍን ኣብ ኣፍሪካ ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ንኽኽፈታ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለምን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል መድሕን ህፃናትን ኣብ ኣፍሪካ ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ንኽኽፈታ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ትካላት ንንውሕ ዝበለ እዋን ኣቢያተ ትምህርቲ ምዕፃው ኣብ ልዕሊ ተምሃሮ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ከምዘስዕብ…

ኣብ ተፋሰስ ሃገራት ምስ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሓገዝ ዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተፋሰስ ሃገራት ምስ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሓገዝ ዝምልከት ዘተ ከምዝተሳለጠ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ንዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣብ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ንዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ጠንኪርካ ምስራሕን ኣብ ትግሃት ዝተመርኮዘ ጥንኩር…

ም/ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ኣይተ ተስፋየ በልጅጌን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ተስፋየ በልጅጌን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ዓበይቲ ፕሮጀክትታት ተረኺቦም ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ሓለፍቲ ኣብ…

ኣይተ ሽመልስ ብክላስተር ኣብ ዝተሓረሰ ሕርሻ መሬት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ሸሸመኔ ብክላስተር ኣብ ዝተሓረሰ ዝራእቲ ሕርሻ ምሸላ ባሕሪ ዑደት ገይሮም። እቶም ብክላስተር እናሓረሱ ዝርከቡ ሓረስቶት ቅድሚ ሕዚ ብዝተበታተነ…