Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብደላ ሃምዶክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ብቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ካርቱም ምምርሑ…

ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ይምዘገብ ኣብ ዘሎ ዲፕሎሚያሲያዊ ዓወት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ልዑል ብፅሒት ምብርካት ጀሚሩ-ኣምባሳደራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ናይ ምህናፅ መሰላ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ብምግላፅ እተመዝግቦ ንዘላ ዲፕሎሚያሲያዊ ዓወት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ልዑል ብፅሒት ምብርካት ከምዝጀመረ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…

ምምሕያሽ ሕገ መንግስቲን ተወሳኺ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራልን ክህሊ ኣለዎ – ኣብዝሓ ተሳተፍቲ ሓደ መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓደ መፅናዕቲ ካብ ዝተሳተፉ ኣብዝሓ ኢትዮጵያውያን ምምሕያሽ ሕገ መንግስቲን ተወሳኺ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምህላውን ከምኡውን ኣብ ካልኦት ጉዳያት ከምዝስማዕምዑ ውፅኢት መፅናዕቲ ኣፍሮ ባሮ ሜትር ሓቢሩ። መበል ሻምናይ ውፅኢት መፅናዕቲ ኣፍሮ…

ኣብ ኣሜሪካ ፖሊስ ንፀሊም ኣመሪካዊ ብጥይት ድሕሪ ምውቅዑ ናዕቢ ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ሃገር ዊስካንሶን ሓደ ኣባል ፖሊስ ንሓደ ፀሊም ኣመሪካዊ ብጥይት ተኵሱ ምስ ወቕዖ ዝተላዕለ ሓያል ህዝባዊ ተቓውሞ ንኻልኣይ ለይቲ ቀፂሉ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ብጥይት ዝተወቕዐ ሰብኣይ ጃኮብ ብለክ ዝተባህለ…

ምዝገባ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ካብ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምዝገባ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ካብ ፅባሕ 20 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝሳለጥ ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ሃረጓ ማሞ ኣብያተ ትምህርቲ ምዝገባ እንተካይዳ ኮቪድ 19 ንምክልኻል…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 472 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 851 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 472 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምፍፃም ናብ ካርቱም ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ ንጎሆ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሱዳን ኣብ ዝሀልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሀንን…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማታት ኣራዳን ጉለሌን ሃንደበታዉ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማታት ኣራዳን ጉለሌን ሃንደበታዉ ዑደት ገይረን። ኣብ ዑደተን ኣብተን ክፍለ ከተማታት ኣገልግሎት ኣብ ዝበዝሖም ዓውዲታት ስራሕ ዝወሃቡ ግልጋሎታት ዘተዓዘባ እንትኾና ምስ…

ቤት ፍርዲ ሕቶ ዋሕስ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ውድቂ ብምግባር ንምርመራ ተወሳኺ እዋን ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ኣብ ወረዳ ከተማ ቢሾፍቱ ንራብዓይ ግዜ መጋባእያ ቀሪቦም ዘቕረቡዎ ሕቶ ዋሕስ ቤት ፍርዲ ሕቶኦም ብምንፃግ ንመርማሪ ፖሊስ ተወሰኽቲ ሸውዓተ መዓልቲታት ፈቒዱ። ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብዝተጠርሩሉ ገበን ምልዕዓል ዓመፅ፥ ኣብ ትሕቲ…

ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትየዮጵያ ስቴፋን ክርስቲያን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ብምትሕብባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም።…