ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ይዛተያ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ይዛተያ ኣለዋ።
ኣብቲ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ኣኼባ፥ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ዓመተ 2012 ብምክያድ መበገሲ ትልሚ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብዝምልከት እውን…