ቤት ፍርዲ ኣብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ዝተረፈ ምስክር ቅድመ ምርመራ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ
አዲስ አበባ ፣ ነሃሴ 22 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ታረኛ ቆፀሮ መጋባእያ ምድብ ኣራዳ ናይ እኒ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 14ቲኦም ተጠርጠርቲ ምስክር ቅድመ ምርመራ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ።
ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ካብ 4ይ…