ስነ-ርዓት ቀብሪ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ኣብ መቐለ ቤተክርስትያን ማርያም ፅዮን ተፈፂሙ
አዲስ አበባ ፣ ነሀሴ 24 ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ርዓት ቀብሪ ነብስሄር ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ሎሚመዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መቐለ ዓዲ ሹምድሑን ኣብ ዝርከብ ቤተክርስትያን ማርያም ፅዮን ተፈፂሙ።
ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓን ዝነበረ እንትኸውን፤ ብዝሓደሮ ሃንደበታዊ ሕማም…